У нас вы можете посмотреть бесплатно ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣፍ ደገ ሓድሽ ኲናት፦ ድሕሪ ዋዕላ AU እንታይ ክኸስት እዩ?ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታን ምውፋር ሰራዊትን или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ኣፍ ደገ ሓድሽ ኲናት፦ ድሕሪ ዋዕላ AU እንታይ ክኸስት እዩ?ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታን ምውፋር ሰራዊትን። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ናይ ኲናት ደመና ይንጸላሎ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣንጻር ኤርትራን ኪዳን ሰሜንን ዘቕነዐ ሰፊሕ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ንምኽፋት ይዳሎ ከምዘሎ ዘመልክቱ ታክቲካዊ ምንቅስቓሳት ይርኣዩ ኣለዉ። እዚ ወፍሪ’ዚ ካብ ምውፋር ሰራዊት ጀሚሩ ክሳብ ዲፕሎማስያዊ መጠንቀቕታታት ዝበጽሐ ኮይኑ፡ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናብ ዘይተፈልጠ ኣዕናዊ ምዕራፍ ክወስዶ ከምዝኽእል ይግመት #AAN_Media #HornOfAfrica #Ethiopia #Eritrea #AbiyAhmed #SudanConflict #RegionalSecurity #BreakingNews #Tigray #AmharaFano