У нас вы можете посмотреть бесплатно "ኣብ ዝተረኸበሉ ይቀተል..." ፀሓፍን ኣላይን ፊልሚ "ሕፃፅ" ርእሶም ዓረዶም или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ሻዕብያ ካብ ዝተፈፀሙ መስካሕከሕቲ ግፍዕታት ሓደ ኣብ ከባቢ ሕፃፅ ዝተተግበረ ትሉም ኣረመንያዊ ፍፃመ ተጠቃሲ እዩ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሕፃፅ ዝተፈፀመ ንምእማኑ ዝኸብድ ግፍዒ፣ ተግባር ምፅናት ዘርእን ዝተዓዘበ በዓል ሙያ ፊልሚ መንእሰይ ርእሶም ዓረዶም ኣእጋሩ ኣብዚ ከባቢ እንትረግፃ ስኽ ኢሉ ክሓልፍ ኣይመረፀን፤ ብርዑን ወረቐቱን ኣዋዲዱ ንታሪኽ ዝተርፍ ሰነድ ብምፅሓፍ ደረጅኡ ዝሓለወ ፊልሚ ትግርኛ ኣሰናደአ። እዚ ፊልሚ እዚ ምስርሑ ስዒቡ ካብ ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሃገራት ኣውሮፖ መዘራረቢ ኮይኑ ይርከብ። ኣብ ሞንጎ ንኸይረአ ዝፅዕሩ ደገፍቲ ህግደፍን ዓለም ንኽትፈልጦ ዝብህጉ ተጋሩን ክልተ ጫፍ ፈጢሩ እናቃለሶም ይርከብ። ፀሓፍን ኣላይን እዛ ፊልሚ መንእሰይ ርእሶም ዓረዶም ነዚ ኣመልኪቱ ምስ ፕሎት ሚድያ ትኹረት ዝገዝእ ዕላል ኣካይዱ ኣሎ። ተኸታተልዎ።