У нас вы можете посмотреть бесплатно New Eritrea music official 2018 isaac simon abzkir hasabey(ኣብ ዝኽሪ ሓሳበይ) или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
P©.By Isaac smion abzkir hasabey song with lyrics Bottom. If you liked the song please subscribe and like! @ love habesha ኣብ ዝኽሪ ሓሳበይ እናሻዕ ትቅልቀል እምብዛ ዝፈርሓ ንስማ ከለዓል ፍቕራ በዲሉኒ ጌሩን ሰንፈላል እንታይ ኮይነ ኣነ ክቁዝም ዝሓድር ዳሕራዩ ገዲዱ ናይ ክልቴና ነገር ሞት ሕጹይ ኮይኑኒ ብዓውታ ዘይንገር ዘይተቀብረ ሬሳ ከም ህያው ሰብ ከማን ሓደ'ዩ ሂወታ ኣይምምባር ኣይሙማት ካብንፈላለ ካብ ንግሆ ናብ ሚሽት ጎህሪ'ዩ መንጸፈይ መተርኣሰይ ንብዓት ዝሓደረ ዝኽሪ ኣብ ልበይ ምውዓሉ ንሳ ሞ እንታይ ጌራ ፍቕራ'ዩ በዲሉ ኣብ ዝኽሪ ሓሳበይ እናሻዕ ትቅልቀል እምብዛ ዝፈርሓ ንስማ ከለዓል ፍቕራ በዲሉኒ ጌሩኒ ሰንፈላል እንታይ ኮይነ ኣነ ክቁዝም ዝሓድር ዳሕራዩ ገዲዱ ናይ ክልቴና ነገር ሞት ሕጹይ ኮይኑኒ ዓው'ልካ ዘይንገር 'ታ ዝኣምና ፈረስ ጋሊባ ጋሊባ ውርሻ ዝዓይነታ ኣብ ልዕለይ ደርባ እናተጸበኹ ብማዕዶ ምምላሳ ምውዳሳ ኮይኑ መልሻ ጨርሳ ሒዝኩም ኣምጽኡለይ ካብ ዘላቶ ቦታ ይሳቀ ኣለኹ ብውህሉል ትዝታ ይሳቀ ኣለኹ ብውህሉል ትዝታ ንሳ ሞ ታይ ጌራ ፍቕራ 'ዩ በዲሉ ንሳ ሞ ታይ ጌራ ፍቕራ 'ዩ በዲሉ ይሳቀ ኣለኹ ብውህሉል ትዝታ ላላላ ላላላይ(2) ኡሁይይይ !! I have more memory of that song😢