У нас вы можете посмотреть бесплатно ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሲዚኒኖ) или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣዝዮም ህቡባት ኤርትራውያን ኮመዲያን ሓደ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሱዙኒኖ) ኣብ ቀረባ እዋን "ሮማን" እትብል ቀዳማይቲ መጽሓፉ ምዃና ዘመልከተ መጽሓፍ ናብ ኣንባብቲ ዘርጊሑ ኣሎ። ነዛ መጽሓፍ ምኽንያት ብምግባር፡ ምስ ሓጎስ ስለምንታይ ካብ ምውሳእ ናብ ጽሑፍ ከም ዝሰገረን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣርእስቲን ኣውጊዕግናዮ ኣሎና። »ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://bit.ly/3e1Wcvz ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com/ » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna » ኢንስታግራም / voatigrigna » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::