У нас вы можете посмотреть бесплатно ናይ ዓርቢ ስቅለት መዝሙር ናይ ንስሓ መዝሙር или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሮሜ 5:8 ግናኸ ንሕና ገና ሓጥኣን ከሎና ክርስቶስ ኣብ ክንዳና ሞይቱ እዩ እሞ ኣምላኽ እታ ፍቕሩ ንኣና በዚ የርኢ ኣሎ ስለ ዘፍቀረ እንድ'ዩ ስለ ዘፍቀረ እንድዩ ንስቓይና ብስቓዩ መርገምና ክጸውር ሞት ኣዳም ክትዕም ሓርዩ ካብ ቃሉ እንሰምዓ ታ እትሕይሎ ፍቅሪ ዘይጽወር ኣጽዊራቶ ከርእየና ብግብሪ ብጥፍእቲ ነፍሶም ዝጉሃየት ልቡ ኣይሓድጎምን እንክብል ብእሳት ክልብለቡ ካብ ሰማይ ምስ ወረደ ብፍቕሪ ተሳሒቡ ብወንጀል ከሰስዎ ወንጌሉ ከይስዕቡ ቅዱስ እንከነሱ ንጹሕ ዝባሕሪኡ ምራቕ እናተተፍኦ ዘይተጸየፈ ኮርዩ ትሕት እንተበለ ከድሕነና ፈትዩ ነገር ፍቅሪ ኮይንዎ እምበር ኣምላክናስ ሓያል አዩ ኣምላክ ልግሲ እንከሎ ዘዝንም ካብ ሰማይ ነዛ ጎረርኡ ፍጹም ከሊኦምዎ ማይ ብደሙ እናጠለሎም መጺጽ እንተ ኣስተይዎ ቃል ሕድገት ሓጢኣት እምብር መዓስ ሕማቅ ወጺኢዎ ኣብ ማእከል በርባሮስ ብምርኮ ኣዳም እንክድብል ዲያብሎስ ክጭድር መን ከማይ እንክብል እቲ ዘይመውት ጎይታ ሓይሊ ጽልመት ቀቲሉ ብሞቱ ሰንሰለት ሓጢኣትና በቲኹልና'ዩ ኣብ መስቀሉ ቃንዛ ስቅያቱ ከም ሴፍ ኮይኑ እናወግኣ ማዕረ እቲ እትሓዝኖ ልባ ብሓጎስ ክትመልኣ ውዑይ ንብዓት ማርያም ዝወረረ እናንደዳ ስለ ፍቅር’ዩ ነሩ ከም ደም ፍቁር ወዳ ስለ ዘፍከረ እንድዩ ንስቓይና ብስቓዩ መርገምና ክጸውር ሞት ኣዳም ክትዕም ሓርዩ ካብ ቃሉ እንሰማዓ እትሕይሎ ፍቅሪ ዘይጽወር ኣጽዊራቶ ክርእየና ብግብሪ ወስብሓት ወለእግዚኣብሔር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን!!! ዝማረ ቅዱሳን መላእክት የስመዓልና