У нас вы можете посмотреть бесплатно ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ (Post-traumatic Stress Disorder and Symptoms) - 1ይ ክፋል или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደን (Post-traumatic Stress Disorder and Symptoms) - 1ይ ክፋል ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ (Post-traumatic Stress Disorder; PTSD): ብሰንኪ ዘጋጥመካ/ኪ ኣጨናቒ ኩነታት ወይ ናይ ሂወት ኣጋጣሚታት፡ ከቢድ ውሽጣዊ ጸቕጢ ወይ ሲሚዒታዊ ይኹን ስነ-ኣእሞሮኣዊ ነውጺ፡ ዕግርግር ንነዊሕ እዋን ክስመዓካ/ኪ ከሎ፡ ስነ-ኣእሞሮኣዊ ስንባደ ንብሎ። ስነ-ኣእሞሮኣዊ ስንባደ ዓሌት፡ ዕድመ፡ ጾታ ይኹን ደረጃ ትምህርቲ ብዘይ ኣፈላላይ ንኹሉ ዘጥቅዕ ኮይኑ፡ ብኣግኡ ተዘይ ተኣልዩ ኣብ ሂወትና ከቢድ ሳዕቤን ከምጽእ ዝኽእል ጸገም እዩ። እዚ መግለጺ ሰለስተ ክፋላት ዘለዎ ኮይኑ፡ 1ይ ክፋል ብዛዕባ ሓፈሻዊ ጸገም ስነ-ኣእምሮን ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደን ዝሸፈነ እዩ። 2ይ ክፋል ድማ፡ ብዛዕባ ምልክታት ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ ብሰፊሑ ዝገልጽ እዩ። እዚ ምልክታት ኣብ መጽናዕቲ ዝቶሞርከሰ ኮይኑ ኣብ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘድሃበ ክኽውን እዩ። 3ይ ክፋል ድማ ስፍሕ ዝበለ ብዛዕባ ኣፈታትሐኦምን ኣተኣላልያን ዝገልጽ እዩ። እዚ ክፋል ዝተፈላለዩ ንስነ-ኣእምሮኣዊ ጥዕናና ንክነማሓይሸሉ ንኽእልን ክንገብሮም ዘለና ንጥፈታትን ትምህርትን ዝሸፈነ እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ሪኢቶ እንቶሃልክዩኩም፡ ኮመንት ብምግባር ወይ ውን ብቀጥታ ንድ/ር ያቆብ ተኪኤ ብምጽሓፍ ክትውከሱ ትኽእሉ። ሼር ምግባር ኣይንረስዕ። ምትሕብባርኩም ኣቐዲምና ነመስግን!!!!! Presenter: Dr. Yacob Tekie, Psychologist www.TesfaHouse.com More on Dr. Yacob Tekie, Please Subscribe, Like, Comment on Youtube: Dr. Yacob Tekie Instagram: @Dr.YacobTekie; #EriMentalHealth Facebook page: www.facebook.com/errivillage/ Twitter: @yacobt Business Licensing: Contact: [email protected]