У нас вы можете посмотреть бесплатно ሞባይልኩም ፈትሹ መሰንጀር , ኢሞ,ዋትሳብ, ቴለግራም ተጠሊፍኩም ከይትኾኑ ኣረጋግጹ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሳብስክራይብ, ላይክ ጌርኩም ፍቅርኹም ኣርእዩኒ ። ናይታ ኢሞ ሊንክ ድማ ኣብዚ ታሕቲ ኣላትኩም 👇👇👇 https://play.google.com/store/apps/de... .ኣብዘን ኣፕሊኬሽናት እዚኤን ሰባት እንተጠሊፎምኹም።. እትሳደድዋ ስእሊ ቪድዮ ቮይስ ብምሉኡ እቲ ምስ ሰባት እትጸሓሓፈዎ ኣብ ዝሃለዉ ይሃለዉ ኮፍ ኢሎም ከምዚ ትርእይዎ ዘለኹም ብሞባይሎም ክሪኡኹምን ሕልና ኣልቦ እንተኾይኖም ድማ ናይ ውልቁኹም ዝኾነ ነገር፡ናብ ንፋስ ከቃልዕዎን መፍቶ ዩትዩበራት ክገብርኹም ዘሎ ተኽእሎ ኣዝዩ ልዑል እዩ እሞ። ጥቅሙን ጉድኣቱን ከይፈለጥና ማሕበራዊ ሚድያ ብሸለትነት ምስ፡እንጥቀመሎ ከምዚ ትሰምዕዎን ትርእዩዎን ዘለኹም ካብ ንባዕልና ተዋሪድና ቤተሰብና ምውራድ ዝኸፍእ ዘሎ ኣይመስለንን ። ስለዚ ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ ብከመይ ይጠልፉና ዝብል ንጎኒ ገዲፍና ። ኣብዘን ኣፕሊክኬሽን እዚኤን ። ተጠሊፍና እንተደኣ ኮይና ብኸመይ ክንፈልጦ ንኽእል ብኸመይ ከ ክንድምስሶ ንኽእል ዝብል ተረኣና ዝሓሸ ኮይኑ ይስምዓኒ ። ምኽኒያቱ ኣጠላልፋ ከርኢ ክብል ጠለፍቲ ከጥሪ ስለ ዝኽእል።። ኣብ መወዳእታ ናይዛ ቪድዮ ድማ ከም ቲፕ ወይ ድማ ሙቁሹሽ ሕሰብዋ ። ኣብ ኢሞ ኣድቨርታይዝ ዝርብሸኩም ሰባት ብዘይ ኣድቨርታይዝ ብዘይ ጭንቀት ብኸመይ ኢሞ ትጥቀሙ ኣብ ምወዳእታ ናይዛ ቪድዮ ከቅርበልኩም እየ። ።