У нас вы можете посмотреть бесплатно መቐለ፡ ኣብ መዕቆቢ ተፈናቐልቲ ብዝብኢ ዝተበልዐ ህፃን | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ መቐለ ዝበዝሑ ካብ ምዕራብ ትግራይ ዝተፈናቐለ ልዕሊ 17 ሽሕ ህዝቢ ይርከብ:: እቲ ኣብ ዝኣረገን ዝተቐደደን ኬንዳ ዘዕቖበ ህዝቢ: ብወሕጅን ጥሜየትን ይህሰ ምህላዉ ይፍለጥ:: ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ደቁ ኣደዳ ኣራዊት ይኾኑ ኣለዉ:: ሎሚ ወጋሕታ ሓደ ወዲ ዓመትን ኣርባዕተ ወርሒን ማማይ ብዝብኢ ተበሊዑ ህይወቱ ሓሊፉ:: 👉🏽 ሳብስክራይብ ግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ኣብቲ እንዳ ሓዘን ዝተረኸበ ህዝቢ: መንግስታትን ማሕበረሰብ ዓለምን በጃኹም ስምዑና ዝብል ድምፂ ኣስምዑ:: -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q #ትግራይ #መቐለ #ተፈናቐልቲ #IDP #ምዕራብ_ትግራይ #ኢትዮጵያ #ኤርትራ #ቢቢሲ #bbcnews