У нас вы можете посмотреть бесплатно ኢራን፡ ንኣያቶላህ ኻመኒ ንምቕታል ኣዋርሕ ዝወሰደ ውጥን ኣመሪካን እስራኤልን | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
እቲ ንላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ዝቐተለ መጥቃዕቲ፡ ከምቲ ዝተገመተ ፍርቂ ለይቲ ዘይኰነስ ረፋድ'ዩ ተፈጺሙ። እዚ ዝዀነሉ ምኽንያት ድማ ኣመሪካን እስራኤልን ቅድሚ ሰዓታት ዝበጽሐን ወሳኒ ስለያዊ ሓበሬታ ክጥቀማሉ ስለ ዝወሰና እዩ። ንኣዋርሕ፡ ላዕለዎት ሰባት ኢራን መዓዝ ክራኸቡ ይኽእሉ ዝብል ንምፍላጥ ክከታተላ ቀንየን፤ ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ኻመኒ ሰንበት ንግሆ ኣብ ማእከላይ ቴህራን ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ከም ዝኸውን ድማ ፈሊጦም። ካልኦት ላዕለዎት ወተሃደራውን ስለያውን ሓበሬታታት ኣብ ሓደ እዋን ዝራኸብሉ ቦታ እውን ብልክዕ ፈሊጦም ነይሮም። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q