У нас вы можете посмотреть бесплатно ትግራይ: ወዳ ህፃን ናኦድ ተጨውዩ ዝተቐትላ ዮርዳኖስ ጋይም እንታይ ትብል? | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ጓል 32 ዓመት ዮርዳኖስ ጋይም ኣደ ክልተ ቈልዑ እያ። በዅራ ጓል 17 ዓመት ክትከውን እንከላ፡ እቲ ካልኣይ ድማ ኣብ ኢድ ጨካናት ጨወይቲ ኣትዩ ቅድሚ ሒደት መዓልትታት ብኣስካሕካሒ ኵነታት ተቐቲሉ ኣስከሬኑ ብሓለውቲ ከብቲ'ዩ ተረኺቡ። 👉🏽 ሳብስክራይብ ግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ዮርዳኖስ ኣብ ኤርትራ ከም ዝተወለደትን ኤርትራዊ ኣቦኣ ምስ ዓረፈ፡ ኣደኣ ትግራወይቲ ስለ ዝዀነት ድሕሪ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ ናብ እንዳባጉና መጺኣ ከም ዝዓበየት ኣብቲ ምስ ቢቢሲ ዘካየደቶ ቃለመሕትት ገሊጻ። ደቃ ከተዕብን ዝሓመመት ወላዲታ ክትኣልን ኢላ ናብ ደቡብ ሱዳን ዝተሰደደት ድማ ቅድሚ 9 ዓመት'ዩ ነይሩ። እንተዀነ፡ ድሕሪ ናይ 4 ዓመታት ስደት ናብ እንዳባጉና ተመሊሳ ክትነብር ጀሚራ ነይራ። #ኤርትራ #ትግራይ #newsbbc #bbcnews #ኢትዮጵያ #ሽረ #ገበን -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q