У нас вы можете посмотреть бесплатно ኹፉእ ሓሳባት የሳቕየካ'ዶ? ናይ 1700 ዓመት ጥበብ ካብ ኣባ እንጦንስ | ክፋል 2 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ብስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ ኣምላክ፡ ኣሜን። ኣብ ውሽጢ ኣእምሮና ዝካየድ ውግእ ከመይ ንስዕሮ? ኹፉእ ሓሳባት፣ ናይ ፍትወትን ጥርጣረን ሓሳባት ክመጹና ከለዉ እንታይ ንግበር? ኣብዛ ክፋል 2 ናይ መደብ "ቃለ አበው"፡ ጉዕዞና ምስቲ ዓቢይ ኣቦና ቅዱስ እንጦንስ ቀጺልና፡ ንሱ ነቲ ቀዳማይ መንፈሳዊ ውግኡ ከመይ ገይሩ ከም ዝሰገሮ ንምሃር። እዚ ቪድዮ'ዚ ነዘን ዝስዕባ ሰለስተ ወርቃውያን ሕግታት የነጽር፦ 1. ሓሳብ ምምጽኡ ኃጢኣት ከምዘይኮነ። 2. ምስ ኹፉእ ሓሳብ ምምጓት ጌጋ ምዃኑ። 3. እቲ እንኮ ፍታሕ ናብ ኣምላኽ ምምላስ ምዃኑ። እዚ ትምህርቲ'ዚ ኣብ ናይ ዕለት መንፈሳዊ ውግእኩም ሓይልን ብርሃንን ክኾነኩም ንምነ። ጸጋኡ ንኻልኦት ንምክፋል ነዚ ቪድዮ Like, Share, ከምኡ'ውን Subscribe ብምግባር ንስድራቤትና ይደግፉ።