У нас вы можете посмотреть бесплатно Live worship / Catholic mezmur ኣሕዋተይ ተሓጎሱ (ehwatey tehagosu) 2026 by Holy Family или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
[ ወንጌል ማቴዎስ 3 ] 16 ኢየሱስ ምስ ተጠመቀ ብኡብኡ ካብ ማይ ወፀ። እንሆ ኸኣ ሰማያት ተኸፍተ፥ መንፈስ ኣምላኽ ድማ ከም ርግቢ ወሪዱ፥ ኣብ ርእሱ ኪዓልብ ረኣየ። 17 እንሆ ድማ “ብእኡ ዝተሓጐስኩ ፍትዊ ወደይ እዚ ኢዩ” ዚብል ድምጺ ካብ ሰማይ መጸ። ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን ሎሚ ድማ ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ትብል መዝሙር ብስድራ (Holy family) ዝተዘመረት ኣቅሪብናልኩም ኣለና ምሳና ኾንኩም ክተመስግኑን ክትዝምሩን ብፍቅሪ ጎይታ ይዕድም ። ።ኣብዛ You tube channel Subscribe ፡ Share ፡ Like ፡ comment ብምግባር ነዛ ስድራ ክነተባብዕን መዛሙር ንዝርግሖም ክትከታተሉን ንዕድም። subscribe: like: comment: share: ኣሕዋተይ ተሓጎሱ 1. ጥምቀት ናይ ጎይታና ሓጎስ ንኩልና ካብ ድንግል ዝተወልደ ከድሕን ንዓና ሰፈሩ ነዳሉ ኣብ ውሽጢ ልባትና መንፈሱ ክሰርሕ ክመርሕ ንዓና ኣዝ. ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ኢየሱስ ጎይታና ሎሚ ተጠሚቑ (2) 2. ኣሕዋት ንተሓጎስ በዛ ሎሚ መዓልቲ ጥምቀት ተፈጺሙ ኣብ የርዳኖስ ቅድስቲ ሰማያት ተከፍተ ሃበ ጥዑም ድምጺ ሓጎስኩም ግለጹ ዓልላ ኣንስቲ ኣዝ. ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ሰመያዊ ኣምላኽ ሎሚ ተጠሚቑ (2) 3. ኣስየ ኣሰና ሎሚ ተሓጺብና ካብ ሓትያት ነጺሕና ሓጎስ ተመሊእና ሓቢርና ነመስግን በቲ ዝተገብረልና ክብሪ ነቅርበሉ ንኢየሱስ ጎይታና ኣዝ. ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ኢየሱስ ጎይታና ሎሚ ተጠሚቑ (2) ኣሕዋተይ ተሓጎሱ ሰመያዊ ኣምላኽ ሎሚ ተጠሚቑ (2)