У нас вы можете посмотреть бесплатно или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#አከባብራ_ዓመታዊ_በዓል_ታሪካዊ_ገዳም_ደብረ_በንኮል ታሪኻዊ ገዳም ደብረ በንኮል ኣቡነ መድሃኒነ እግዚእ በዓል ፃዕዳ ንህቢ እንዳተበሃለ ዝፍለጥ ብ1312 ዓ/ም ዝተመሥረተ እንትኸውን ንልዕሊ 7ዐ5 ዓመት ዕድመ ዘቑፀረን ጥንታዊን ታሪካውን ገዳም እዩ። ገዳም ደብረ በንኮል ኣብ ውሽጡ ልዕሊ 9ዐዐ ዓመታት ዘቑፀሩ ጥንታውያን ዓበይቲ ብራና መፃሕፍቲ፣ ካብ ብሩርን መዳብን ዝተሰርሑ መሳቕል፣ መገልገሊ እቶም ቅዱስ ኦቦ ዝነበረ ቆርበት ኣንበሳን ካልኦት ኣልባሳትን፣ ጥንታዊ ዘውድታትን ፅዋዕን ካልኦት ብዙሓት ተንቀሳቐስቲ ሓድግታትን ዝወነነ ብዓበይቲ ኣዋሊዕ ኣግራባት ዝተሸፈነን ዝማዕረገን ገዳም እዩ። ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ድማ ዐ3 ሕዳር 2018 ዓ/ም ካብ ብዙሕ ከባቢታት ዝመፁ ካህናት፣መነኮሳትን ሊቃውንትን፣ ብዙሓትምእመናንን ምእመናትን ኣብ ዝተረኸበሉ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ አሎ። ናይ አቦና ናይ አቡነ መድኃኒነ እግዚእ በረከት ጸሎትን ምስኩላትና ይኹን። አሜን ። • #አከባብራ_ዓመታዊ_በዓል_ታሪካዊ_ገዳም_ደብረ_በንኮል