У нас вы можете посмотреть бесплатно ትምህርቲ ምስጢረ ስላሴ 7/መጋቢት/2013 ዓ.ግ.16/3/2021 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣብ ሙሉእ ዓለም እትርከቡ ናይ እግዚኣብሔር ቤተሰብ ብ ኣማላድነት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብናይ ቅዱሳን ተራዳእነት እትኣምኑ ብኩቡር ደሙ ዝቀደሱ ተመካሕቲ በቲ ቅዱስ መስቀል ከመይ ኣለኩም ፧ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን ይኩን መልስና ኣሜን !!! እሺ ኣብዚ መደብ Hxanat zetewahdo ንዝርጋሓልኩም መንፈሳዊ መደብ ንሕጻናት ደቀና ንዓና ዝጠቅም መደብ ከነቕርበልኩም ኢና። ምስጢረ ስላሴ መን ፈጠረካ ፧ ምስጢረ ስጋዌ፡ ምስጢረ ጥምቀት፡ ምስጢረ ቊርባን፡ ምስጢረ ትንሳኤ ሙታን፡ ሓጸርቲ መዛሙር ግእዝ ትግርኛ ሕቶን መልስን ምስ ህጻናት ከነቕርበልኩም ኢና ። (SHARE.Subscribed ) ABonniert. ብምግባር ተኻተተልቲ ናይ መንፈሳዊ መደባትና ትኾኑ ። ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር ኣሜን