У нас вы можете посмотреть бесплатно PEM | New Eritrean Hot Music 2018 | ተስፋልደት መስፍን (ወዲ መስፍን) ዳዊት ተክለሰንበት (ሺላን) {[OFFICIAL VIDEO]} или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
"ኣይተሰክማ ዕዳ |ተስፋልደት መስፍን (ወዲ መስፍን) | ዳዊት ተኽለሰንበት (ሽላን)" ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን፡ ኣብዛ ቻናል ኣባል ዝኾንኩም፡ እዛ ብዳዊት ተክለሰንበትን (ሺላን) ተስፋልደት መስፍን (ወዲ መስፍን) ዝትሰርሐት ቪድዮ፡ |ኣይተሰክማ ዕዳ| ምስ እዚ ንተኣታትዎ ዘለና ሓድሽ ዓመት፡ ብቐዳምነት ብስመይን ብስም ኣብዛ ቪድዮ ዝተሳተፉ ኩሎም ስነ ጥበባውያን፡ ተለሃይትን ተሓጋገዝትን "ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት ኪኮነልኩም፡ ኪኮነልና ምስ ምሉእ ሃገር ህዝቢ ኤርትራ ንምነ፡ ቀጺልና፡ ሎሚ ኣብ ሃገረ ሱዳን ሓየሎ ኤርትራውያን ብሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ይሳቐዩ ከምዘለውን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከቡ ስነጥበባውያን ነዞም ዝሳቐዩ ዘለው ንምሕጋዝ ዘካይድዎ ዘለዎ ዓብይ ሓገዝ፡ ንሕና ኣባላት ፕሮሞት ኤርትሪያንን ዛራ ክርይቲቭ ሜድያ፡ ካብዛ ቪድዮ ዝርከብ እቶት ኩሉ ነዞም ብሕማም ዝሳቐዩ ዘለው ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ክነወፍይ ምዃንና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ ስለዚ ነዛ ክሊፕ፡ ብዝተኻኣለና መጠን💚 Like ✔ 💚Share ✔ 💚SUBSCRIBE ✔ 💚 Comment ✔ ብምግባር፡ ነዚ ጽቡቕ ዕላማ ሓቢርና፡ ንሓግዝ። ንዝኾነ ሓበሬታ 16475129292 whatsapp ©2018 መሰል ስነጥበባውያንን ትካል ፕሮሞት ኤሪትራያን ዝተሓለው ኢዩ፡ ብክብረትኩም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ምውሳድ ንስነ ጥበባውያን ብዙሕ ጉዳት ስለዘሰዕብ ብክብረትኩም ካብዚ መርበብ ነዚ ምስሊ ምስሓብ፡ ምውሳድን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። ©2017 Copyright: Promote Eritrean Media | Zara Creative Media. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.