У нас вы можете посмотреть бесплатно ህወሓት ኣብ ዝኽሰሰሎም ጉዳያት ምድላውኲናትን ፅምዶ ምስ ኤርትራን | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ መእተዊ እዚ ሰሙን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቡ ነቲ ውድብን ትግራይን ብዝምልከት ንዘስምዖ ዘረባ ምቅዋሙ ይፍለጥ። እቲ ውድብ ኣብ ዝዘርግሖ መግለፂ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ቅድሚ ኣደራደርቲ ሃገራትን ኣህጉራዊ ትካላትን ዝፈረሞ ስምምዕ ፕሪቶሪያ "ትርጕም ናብ ዘይብሉ ደረጃ ንምውራድ ክሰርሕ ፀኒሑ" ክብል ከሲሱ። ምስ ኣቐባሊ ቃል ህወሓት ኣቶ ምኪኤለ ኣስገዶም -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ኤርትራ #ህወሓት #አብይአህመድ #ኢሳይያስ #tplf #ethiopia #eritrea #tigray #abyi_ahmed