У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔴TBS TV| ምፅኣት ዘይትቕበል ትግራይ | "ኣይፋል ንኲናት " | ዓለምለኻዊ ወጥሪን ድኻ ዓድታትን | ዜናታት 09 ለካቲት 2018 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#tbstv መልእኽቲ ቲቢኤስ ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ። ኣንደበት ፕረዚደንት ኣብ ሕርሻ ኢንቨስት ንዝገብሩ ሰብሃፍቲ መንግስቲ ግቡእ ጠመተ ክህቦም እዩ። "ኣይፋል ንኲናት " ውድብ ናፅነት ኣብ ትግራይ ኲናት ከይድገም ፍሉይ ቆላሕታ ዝተፈላለዩ ኣካላት ከምዝጠልብ ገሊፁ። ቃል ኣሰፋ ኣብርሃ ኣብ ትግራይ ከጋጥም ዝኽእል ኲናት ጠጠው ክነብሎ ዋላ እንተዘይከኣልና ትግራይ ማእኸል ዓውደ ኲናት ከይትኸውን ምግባር ግን ይከኣል እዩ ። ኣንደበታት ሰላም ትግራይ ሰላማ ክትረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ። ኦቻ ዛዕባ ደቡብ ሱዳን ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ መንጎ ተናሓናሕቲ ሓይልታት ዳግማይ ውግእ ምክያዱ ስዒቡ ብዙሓት ሰባት ኣብ ሓደጋ ኣለው። ዓለምለኻዊ ወጥሪን ድኻ ዓድታትን ዓለምለኻዊ ፀጥታዊ ኲነታት ንድኻ ዓድታትን መለኽቲ መራሕተንን ዕዳ እዩ። ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ:: #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ