У нас вы можете посмотреть бесплатно "ደገ ሞት ሪኣ ዝተመልሰት ህፃን!" или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ ወረዳ ኣላጀ ጣብያ ቀይሕ ተኽሊ ካብ ሓደ ብጣዕሚ ድኻ ቤተሰብ ተወሊዳ ዓብያ። ከም ኩሉ ህፃን ብንፁህ ልቢ ትመላለሰሉ ኣብ ዝነበረትሉ ዓለም ግን ኣዝዩ ከቢድ ፈተና ኣጋጠማ። ገና ዘይወንወነት ጓል 14 ዓመት ሰገን ከላ ክልተ ጨካናት መናእሰይ ኣብ መንገዲ ሓኒቖም ይደፍርዋ። ብህይወት ድሒና ንኸይትጥቁሞም ድማ ናብ ገደል ኣፅዲፎማ። ጎየን ዘይመነዋ ኣእጋራን ሓመድ ዓዅተን ዘይወዳኣ ኣእዳዋን ተሰባበራ። ኣስናናን ኣዕፅምቲ ገፃን ደቐቐ። ትረፊ ክብላ ግን ድሒና ነዞም ጨካናት ደፈርታ ክእሰሩ ገበረት፤ እንተኾነ ዋና ተጠርጣሪ ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጡ ዝብል መርድእ ንስድራ ተነግሮም። እናበለ ዝቕፅል እዚ ታሪኽ - ፍትሒ ምስ ፀምአ እንሆ ናብ ፕሎት ሚድያ በፂሑ። እዚ ታሪኽ ሰገን ሰሰን ሳሙኤል እዩ። ኣርሕቡ!