У нас вы можете посмотреть бесплатно #ሓድሽ_ዓመት или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2021 ሓድሽ ዓመት #ዘማሪ ዲ/ን ኣሮን ተስፋይ #ዘማሪ ዲ/ን ሚልክያስ ተኸስተ #ዘማሪ_ኣቤኔዘር_ዳንኤል #ዘማሪት_ሓሬና_ሞጎስ #ዘማሪት_ዳናይት_ሽሻይ Copyright © ትምክሕተ ኩልነ Tube 2021 ©ትምክሕተ ኩልነ ድንግል ማርያም/Tmkhte Kulne/ is the only Channel that has exclusive rights for all Lyrics produced by Zemari Evenezer Daniel. #ሓድሽ_ዓመት ዕልል {2} ንተሓጎስ ዕልል ንተሓጎስ ግርማ ኮይንልና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሓድሽ ዓመት ህይወት ክንለብስ ዘመን ሓሊፉ ዘመን ኩነኔ ክንዝምረሉ ብሓድሸ ቅኔ ብፍጹም ትሕትና ልብሲ ልቢ ቀይርና ብእምነት ብፍቅሪ ህይወትና ሓዲስና ዝኸበረ ዜማ ዜማ ቅዱሳን መላእክት ክንዘምረሉ መዝሙር ብፍጹም ሕብረት እዚ ኣጨናቂ ዘመን ጥሜት ሕማም ታሪኽ ንኽከወን ንቅሪብ ናብ መድሓኔ ኣለም ንምስጋና ንቁም ሕምየት ገዲፍና መዝሙር ምስጋና ቀለብና ጌርና ወረ የብሉን ዝፈሪ ፍረ ልሳና ንግታእ ካብ ዝመረረ ቅዱሳን ንኹን ከምቶም ቅዱሳን ግዜ ወርቂ ኢዩ ዓለምና ነድሕን ዝተዋህበና ግዜ ተጠቂምና ብግቡእ ዝፈረሰት ነብስና ብቃሉ ንተትዕ ግዜ ሓላፊ'ዩ ኣይምለስንድሕሪት ወረ ዋጋ የብሉን ንህይወትና ዕንወት ስጋ ሰብ ገዲፍና ስጋ ወልደ እግዚብሔር ንዑ ንመገቦ ዳሕራይ ንኽንከብር ፍቅሪ ክመልኦ ዝቅዱስ ዕለት ቤትና ንኽፈቶ ነዞም ስኡናት ሃብታም ምስ ድኻ ኩሉ ሓቢሩ ይቋደስ ሽሻይ ልቡ ሰቢሩ ንኡስ ከይበልና ዓቢ ንእሽቶ ሓቢርና ንዑ ቤት መቅደስ ንእቶ ብሓደ ጥምረት ፍልልይ ዘይበላ የዒንቲ ዚ'ጎይታ ቃላተ ናይ ወንጌል መታን ንኽንፍጽም ይጽውዓና ኣሎ ፍጹም ንኽንከብር ጸሚአ ተኣሲረ ዓሪቀ ሓሚመ ጠምየ ለሚነ ዝብል ቅዱስ ቃል ክንጽም ክገብረልና ይቅረ ካብ ዓለም ንህደም ንዑናይ ዞዓር ቤቱ ቤትና'ዩ ቤተ እግዚኣብሔር ንኺድ ቀራንዮ ጎይታ ክንርእዮ ፍጽምቲ ፍቅሪ ልብና ክመልኦ ንንቃሕ ንጸበ ግዜ ከይከደ መስቀልና ሒዝና ክንረክብ ግደ መስቀል መከራና ተሰኪምኖ ብእምነት ንቅድሚት ንድ ኣይንጠምት ንድሕሪት ብልቢ ኣሚንና ብኣፍና ንመስክር ንተኣመን ብጎይታ ህይወትና ክተርር ኣብ ቅድሚ ዓለም ኣብ ቅድሚ መከራ መስቀልና ኣልዒልና ንሸግር ንሕለፋ ቤቱ ክንብሕታ ምስቶም ቅዱሳን ንስሓ ንእቶ ክንለብስ ብርሃን ብፍጹም ጣዕሳ ልቢ ሰቢርና ንዑ ንንበርከኽ ኣብ እግሪ ጎይታና ብቋንቋ ንብዓት ሓቂ ንመስክርካ ርኹስ ምስ ግብሩ መታን ክባረር ኣብዛ ቅድስት ዕለት መግቢ ነዛ ንፍሲ ናይ ስጋ ገዲፍና ህደወትና ነስኣሲ ብቅዱስ ቁርባኑ ብስጋይ ደሙ ንህነጻ'ዛ ክወርድ ሰላሙ ስጋኡ ወደሙ መግቢ'ዛ ህይወትና ብፍጹም ሓርነት እስኪ ንላበሶ ንኣይ መላእክቲ ሕብረት እንቋዕ ኣብጽሓና ናብዚ ቅዱስ ዕለት ሓደሽቲ ኮይና ኢና ብግኦይታ ናይ ጎይቶት ንዒ ባርኽዮ ሸሻይ ኣውድኣመት ርህርህቲ ኣዴና ኦ ኪዳነ ምሕረት ርሑስ ሓድሸ ዓመት እህ ርሑስ ኣውደኣመት ሸሻይ ንቋደሶ ኮይንና ምስ ሰኡናት ርሑስ ሓድሽ ዓመት እህ ንኹሉ ኣማኒ በዚ ቅዱስ ዕለት ሰላም ፍቅሪ ነውሪ