У нас вы можете посмотреть бесплатно ፍሉጥ ቲክቶከር ንሰባት ከሳቒ ምስ ረኸበቶ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ርእሲ፡ትዕቢተኛ ወዲ ናይ ኢዱ ረኺቡ! | መሃሪ ፊልም ብትግርኛ (Tigrinya Movie Recap) እዚ ፊልም ብዛዕባ "ፓውል" ዝተባህለ ትዕቢተኛን መታልልን መንእሰይ እዩ። ንሓንቲ "ኣለሃንድራ" ዝተባህለት ሰራሕተኛ ድኳን ብሓሶት ከሲሱ ካብ ስራሕ ከም እትባረር ይገብራ። ይኹን እምበር፡ ዓለም ክንደይ ጸባብ ምዃና ዘይተረድኦ ፓውል፡ ምስቲ ንኣለሃንድራ ሓዲሽ ስራሕ ዝሃባ "ሆሴ ዳንኤል" ኣብ ሬስቶራንት ይራኸቡ። ፓውል ልማዱ ስለ ዘይገደፈ፡ ኣብቲ ሬስቶራንት እውን ክታለል ይፈትን። ግና "ጉድጓድ ንማን ይኹዓት..." ከምዝበሃል፡ እቲ ዝገበሮ ተንኮል ተጋሂዱ ናይ ኢዱ ይረክብ። ፍትሒ ከመይ ከምዝረጋገጽን፡ ሰናይ ምግባር ዘለዎ ዓስብን ንምርኣይ እዛ ቪድዮ ክሳብ መወዳእታ ተከታተሉ። ካብዚ ቪድዮ እንታይ ንምሃር? ክፉእ ዝሰርሐ ሰብ መወዳእትኡ ውድቀት እዩ። ሓቂ ንግዜኡ ትቀበር እምበር ኣይትጠፍእን። ትዕቢት ጥፍኣት ከምዘኸትል። ንተወሳኺ መሃርቲ ፊልምታት Subscribe፣ Like ከምኡ’ውን Share ምግባር ኣይትረስዑ። ርኢቶኹም ኣብ ኮሜንት ጸሓፉልና። የቐንየለይ! #eritreanmovie #tigrinyamovie #mahustar