У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔴TBS TV| ኣገኘሁ ተሻገር ዶ ጌታቸው ረዳ? | ሓይልታት ትግራይ ዘቖጠዐ ዉሳነ | ዕድጊት ነፈርቲ ውግእ | ዜናታት 16 ለካቲት 2018 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
🔴ዜናታት እዚ ዕለት🔴 ብሄራዊ ሓደጋ መረፃ ክልል ፀለምትን ራያ ኣላማጣን ካብ ክልል ትግራይ ወፃኢ ንክኸውን ውሳነ ምምሕልላፉ ብሄራዊ ሓደጋ እዩ ተባሂሉ። ሓይልታት ትግራይ ዘቖጠዐ ዉሳነ ሎሚ ዕለት ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተወሰነ ውሳነ ሕገመንግስታዊ ሉኣላውነት ህዝብታት ዝጠሓሰ እዩ ተባሂሉ። "ኣሉታዊ ሰላም" ውዕል ፕሪቶርያ ኣብ ምትግባር ዝተራእዩ መሰረታዊ ክፍተታት እቲ ከባቢ ዳግም ድባብ ኩናት ከፅልሎ ምኽንያት ኮይኑ መድኽ ሽልማት ኪነጥበብ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንልዕሊ 80 ሰብ ሞያ ባህልን ኪነጥበብን ሽልማት ክትህብ እያ። ኣንደበታት ሰላም ትግራይ ሰላማ ክተረክብ ደቃ ክትእክብ ይግባእ። ሓዱሽ ዞባዊ ፍፃመ ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ዞባዊ ጸጥታ ናይ ሓባር ግንባር ይፈጥራ ከምዘለዋ ተሓቢሩ። ክሲ ጀነራል ኣል ብሩሃን ኣልቡርሃን፡ መንግስቲ ኡጋንዳ ንመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝገበሮ ኣቀባብላ ብትሪ ንኹንኖ ክብል ገሊፁ። ዕድጊት ነፈርቲ ውግእ ሶማልያ ምስ ፓኪስታን 24 'JF-17' ዝዓይነተን ነፈርቲ ውግእ ብ900 ሚልዮን ዶላር ንምግዛእ ትዘራረብ ከምዘላ ተሓቢሩ። ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ:: #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ