У нас вы можете посмотреть бесплатно Sudan War! ሕሉፉን ህሉዉን: ጉዳይ ሱዳን! или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሱዳን፡ ን30 ዓመት ዝኣክል ብ ዉልቀ መላኪ Omer Al Bashir ድሕሪ ምምራሓ፡ ኣብ 2018 ኣብታ ሃገር ቁጠባዊ ቁልዉላዉ ስለ ዘጋጠመ። ህዝቢ ሱዳን፡ ወልቀ መላኪ Omer Al Bashir ካብ ስልጣኑ ብምዉራድ፡ ብህዝቢ ዝተመርጸ መራሒ ንክግበረሎም። ኣብ ጎደናታት ወጽዮም ሰለማዊ ሰልፊ እዮም ኣካይዶም። እቲ ብዕለት 19 ታሕሳስ ዝጀመረ ኣብ መላእ እታ ሃገር ዝተካየደ ሓያል ዝኮነ ሰለማዊ ሰልፊ። ን ኣስታት 8 ወርሒ ኣቢሉ ድሕሪ ምቅጻል። ብ ዕለት 11 ግንቦት 2019፡ ላዕለዋይ ሓላፉ ስራዊት ሱዳን፡ Sudanese Armed Forces SAF፡ General Abdel Fattah al-Burhanን፡ ላዕለዋይ ሓላፊ ሰራዊት Rapid Support Forces RSF፡ General Mohamed Hamdan Dagaloን፡ ሓቢሮም ብምስምማዕ ዕልዋ መንግስቲ ብምክያድ፡ ንዉልቀ መላኪ ፕረዝደንት Omer Al Bashir ካብስልጣኑ ኣለይዋ። ንህዝቢ ሱዳን ከኣ፡ ብህዝቢ ዝተመርጸ መራሒ ከምዝገብርሎም ቃል ኣተዉሎም። እንተኮነ ግን ጸኒሖም ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት፡ እዞም ክልተ ጀነራላት ኣብ ንሕድሕዶም ኩናት ብምግጣም፡ ህይወት ኣማኢት ዜጋታት ብምህላቅ፡ ንሱዳን ኣብ ምዕናዉ እዮም ዝርከቡ። ግና ንሱዳናዉያን፡ ኣብዚ ሕጂ በጺሖሞ ዘለዉ ኩነታት ንክበጽሑ ዝገበሮም ጠንቂ እንታይ እዩ? ስለምንታይ እዮም'ከ እዞም ሓደ እዋን ብሓደ ኮይኖም ዝሰርሑ ዝነበሩ ጀነራላት፡ ንሕድሕዶም ኩናት ዝገጥሙ ዘለዉ። ነዚ ንምርዳእ፡ ንድሕሪት ምልስ ኢልና፡ ንታሪክ ሱዳን ምርኣይ ከድልየና እዩ። #dwfilmibookhabesha #tigrinya #habesha #stories #ታሪክ #ታሪክሱዳን #ኩናትሱዳን #ኩናትሕድሕድሱዳን #ጠንቂኩናትሱዳን #ጉዳይሱዳን #ህሉዉኩነታትሱዳን #Omer Al Bashir #mohamedHamdandagalo #Abdel Fattah al-Burhan #Sudancivilwar #divisionofsudan #sudanindipendence #Sudanwar #SudanwarExplained #inspirational stories #ኩናት #War #sudanwarreview #sudabwarexplanationTigrinya #sudanwarrecap #sudanwarreview #sudanwarrecapinTigrinya #ዜናትግሪኛ #Sudanhistoryrecaptigrinya