• ClipSaver
  • dtub.ru
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) скачать в хорошем качестве

ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) 3 года назад

скачать видео

скачать mp3

скачать mp4

поделиться

телефон с камерой

телефон с видео

бесплатно

загрузить,

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ  (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)

ንቕሓት ዘይብሉ ውልቀ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ። እዛ ቭድዮ ማለት ንቕሓት ዘይብሉ ውልቀ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ Tigrigna Motivation ትብል ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ተስፋ ይገብር። ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ትምህርትን ማዕዳን ምሃብ እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ ግድን እዩ። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ናብ ህይወትና ዝሳሓቡ። ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ህበ ከምዝሰርሕ ክህብረኩም ይፈቱ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ዓወት ፣ ሓጎስን ምጉንጻፍ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእለይ ኣቐድመ ብትሕትና ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን። ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

Comments
  • ሞት ዜጋታት ዘስዓበ ሓደጋ መኪና ኣብ ኤርትራ ፥ ካብ ኤርትራ ብ ወገን ዛላንበሳ ዛቱ ዘሎ ኣጽዋር ፥ ሓድሽ ሕጊ ኢምግረሽን ኣመሪካ
    ሞት ዜጋታት ዘስዓበ ሓደጋ መኪና ኣብ ኤርትራ ፥ ካብ ኤርትራ ብ ወገን ዛላንበሳ ዛቱ ዘሎ ኣጽዋር ፥ ሓድሽ ሕጊ ኢምግረሽን ኣመሪካ
    Опубликовано:
  • ንኸምዝኦም ሰባት ብንቕሓት ሓዝዎም best eritrea motivation #Lbonamedia 1 год назад
    ንኸምዝኦም ሰባት ብንቕሓት ሓዝዎም best eritrea motivation #Lbonamedia
    Опубликовано: 1 год назад
  • ኣብ ስራሕ ዕዉትን ተፈታውን ንሙዃን best tigrigna motivation #lbonamedia 2 года назад
    ኣብ ስራሕ ዕዉትን ተፈታውን ንሙዃን best tigrigna motivation #lbonamedia
    Опубликовано: 2 года назад
  • ማዕርነት ጓል ኣንስተይቲ፣ ዕንወት ሕብረተሰብ 2 года назад
    ማዕርነት ጓል ኣንስተይቲ፣ ዕንወት ሕብረተሰብ
    Опубликовано: 2 года назад
  • ኦ ኣምላኽ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ / mezmur dawit (51-80) #መዝሙርዳዊት   #tigrignaaudiobook #tigrignabibel  #መጽሓፍቅዱስ 1 месяц назад
    ኦ ኣምላኽ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ / mezmur dawit (51-80) #መዝሙርዳዊት #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #መጽሓፍቅዱስ
    Опубликовано: 1 месяц назад
  • SG ENTERTAINMENT | New Eritrean Full  Movie 2025 | መላሲ | Melasi | #neweritreanmovie 1 год назад
    SG ENTERTAINMENT | New Eritrean Full Movie 2025 | መላሲ | Melasi | #neweritreanmovie
    Опубликовано: 1 год назад
  • ነብሱ ዘይረኸበ ሰብ ንነብሱን ንኻልኦትን ሓደገኛ እዩ 1ይ ክፋል (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) 2 года назад
    ነብሱ ዘይረኸበ ሰብ ንነብሱን ንኻልኦትን ሓደገኛ እዩ 1ይ ክፋል (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)
    Опубликовано: 2 года назад
  • ዓሰርተ ምኽርታት ማህተማ ጋንዲ 4 года назад
    ዓሰርተ ምኽርታት ማህተማ ጋንዲ
    Опубликовано: 4 года назад
  • ካብ መን እየ ዝፈርህ? / mezmur dawit (psalm 26-50) #መዝሙርዳዊት   #tigrignaaudiobook #tigrignabibel  #መጽሓፍቅዱስ 1 месяц назад
    ካብ መን እየ ዝፈርህ? / mezmur dawit (psalm 26-50) #መዝሙርዳዊት #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #መጽሓፍቅዱስ
    Опубликовано: 1 месяц назад
  • ምጽኣት ጎይታን ምልክታቱን  #ደብረዘይቲ #ሉቃስ   #tigrignaaudiobook #tigrignabibel  #መጽሓፍቅዱስ #wehngel lukas 4 дня назад
    ምጽኣት ጎይታን ምልክታቱን #ደብረዘይቲ #ሉቃስ #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #መጽሓፍቅዱስ #wehngel lukas
    Опубликовано: 4 дня назад
  • ብኸመይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ነማዕብል? Self-Confidence? (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia 3 года назад
    ብኸመይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ነማዕብል? Self-Confidence? (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia
    Опубликовано: 3 года назад
  • ኩሉ ሰብ ብዛዕባ ኽታብ ምእሳር ክፈልጦ ዘለዎ 2 ሓቅታት! #ገዛኣብርሃም2 #መምህርያሬድ #ቤተክርስቲያን #መምህርእስራኤል 3 месяца назад
    ኩሉ ሰብ ብዛዕባ ኽታብ ምእሳር ክፈልጦ ዘለዎ 2 ሓቅታት! #ገዛኣብርሃም2 #መምህርያሬድ #ቤተክርስቲያን #መምህርእስራኤል
    Опубликовано: 3 месяца назад
  • እግዚኣብሔር ጓሳይየይ እዩ/psalm 1-25 #መዝሙርዳዊት   #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #ምንጪምኽሪ #መጽሓፍቅዱስ 1 месяц назад
    እግዚኣብሔር ጓሳይየይ እዩ/psalm 1-25 #መዝሙርዳዊት #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #ምንጪምኽሪ #መጽሓፍቅዱስ
    Опубликовано: 1 месяц назад
  • ሰባት እንታይ ክብሉኒ ንዝብል ፍርሒ ብኸመይ ንስዕሮ! @kalednurhusien #tigrignamotivation #eritreanmotivation 3 года назад
    ሰባት እንታይ ክብሉኒ ንዝብል ፍርሒ ብኸመይ ንስዕሮ! @kalednurhusien #tigrignamotivation #eritreanmotivation
    Опубликовано: 3 года назад
  • ሙሉእ መጽሓፍ ጥበብ ሰሎሞን (ምዕራፍ  1 - 19) ''   Audio Bible Tigrigna 4 года назад
    ሙሉእ መጽሓፍ ጥበብ ሰሎሞን (ምዕራፍ 1 - 19) '' Audio Bible Tigrigna
    Опубликовано: 4 года назад
  • ኣቐድመ ነዚ ምኽሪ እንተዝሰምዖ /The book of wisdom #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #ምንጪምኽሪ #መጽሓፍቅዱስ 1 месяц назад
    ኣቐድመ ነዚ ምኽሪ እንተዝሰምዖ /The book of wisdom #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #ምንጪምኽሪ #መጽሓፍቅዱስ
    Опубликовано: 1 месяц назад
  • ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር mezmur dawit 105 -125 ) #መዝሙርዳዊት   #tigrignaaudiobook #tigrignabibel  #መጽሓፍቅዱስ 2 недели назад
    ንእግዚኣብሔር ኣመስግንዎ መዝሙር mezmur dawit 105 -125 ) #መዝሙርዳዊት #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #መጽሓፍቅዱስ
    Опубликовано: 2 недели назад
  • ኣታ እሙን ኣገልጋሊ ናብ ሓጎስ ጎይታኻ እቶ  #ገብርሀት  #ሉቃስ   #tigrignaaudiobook #tigrignabibel  #መጽሓፍቅዱስ #ማቴዎስ 10 часов назад
    ኣታ እሙን ኣገልጋሊ ናብ ሓጎስ ጎይታኻ እቶ #ገብርሀት #ሉቃስ #tigrignaaudiobook #tigrignabibel #መጽሓፍቅዱስ #ማቴዎስ
    Опубликовано: 10 часов назад
  • ህይወትካ ክምቅር ምስ ነብሰይ ከምዚ እልካ ተዛረብ best tigrigna Motivation) #Lbona 4 года назад
    ህይወትካ ክምቅር ምስ ነብሰይ ከምዚ እልካ ተዛረብ best tigrigna Motivation) #Lbona
    Опубликовано: 4 года назад
  • '' ወንጌል ዮሃንስ ሙሉእ መጽሓፍ (ምዕራፍ  1 - 21) ''  Audio Bible Tigrigna 4 года назад
    '' ወንጌል ዮሃንስ ሙሉእ መጽሓፍ (ምዕራፍ 1 - 21) '' Audio Bible Tigrigna
    Опубликовано: 4 года назад

Контактный email для правообладателей: u2beadvert@gmail.com © 2017 - 2026

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS



Карта сайта 1 Карта сайта 2 Карта сайта 3 Карта сайта 4 Карта сайта 5