У нас вы можете посмотреть бесплатно ኣብ 40 ኪሜ 40 ታሪኽ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ ወረዳ 2 ኣውላዕሎ ፣ ገርዓልታን ሓውዜንን ዝርከብ ሓደ ዓብዪ ወረዳ እዩ። ኣብ ታሪኽ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ዝትንጠን ነባር ፣ ቅዱስ ኣለምለኻዊ ሃይማኖታዊ ፣ ማሕበራውን ፣ ፖለቲካውን ታሪኽ ዝሓቖፈ ፣ ናይ ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ፀገም ቅርስን ሂወት ዘለዎ ባህልን ታሪኽን ዝሓቖፈ ምድር ዓይባ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ፣ ብናይ ሓደ ኣጋጣሚ ጉዕዞ ሕሕልው ዝብል ዝተቐረፀ ግና ኣብ ኣእምሮ ብዙሕ ሰብ ዓብዪ ስፍራ ዘለዎ ከባቢ ብካሜሬ ድኽምቲ ቆፎ ሞባይለይ ቀሪፀ ካብ ስቕ ዝኾነ ምባል ይሓይሽ ኢለ ዘዳልፕኹዋ ቪድዮ እያ። subscribe , share ,like እናገበርኩም ርኢቶ እናሓደግኩም እንተሓሊፍኩም ዝሓሸ ንምስራሕ ዓቢ ሓገዝ እዩ። የቐንየለይ