У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔴TBS TV| ዘየናሕሲ ፀላኢ፡ ዘይናሳሕ ፈታዊ | ኣንደበት ሃፍቱ ኪሮስ | ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተዋሃበ እግድ | ዜናታት 19 ለካቲት 2018 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ፅምብል ቲቢኤስ ቲቪ ቲቢኤስ ቲቪ ፅምብል መስረታ ካልኣይ ዓመት 21 ለካቲት ብድምቀት ከኽብር እዩ። ኣንደበት ሃፍቱ ኪሮስ ዘይከራኽር መሬት ትግራይ ኣካራኻሪ ተባሂሉ ዝተወሰነ ውሳነ ቦርድ መረፃ ፣ግዛኣት ትግራይ ዝመንዘዐ ውሳነ እዩ። ጉዳይ ትግራይ ልኡላውነት ትግራይ ጉዳይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ክኸውን ኣይግባእን ። ኣንደነት ሙላት ገብረስላሰ ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተዋሃበ እግድ ን25 ለካቲት ቖፀራ ተዋሂቡ። "ክሕተት ኣለዎ" ብቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝተዋሃበ ውሳነ ሕግ ዝጠሓሰ ጥራይ ዘይኾነስ ናብ ተሓታትነት እውን ክሰጋገር ኣለዎ። "ክንሓብር ይግባእ " ትግራይ ካብ ዝመፅእ ዘሎ ሓደጋ ክትናገፍ ልዝብን ዘተን የድሊ። ቖፀሮ መጋባእያ ውዕሎ መጋባእያ ማሕበር መማህራን ትግራይ መጋብኣያ ውሳነ ንምሃብ ቖፀሮ ተታሒዙ። እገዳ ንዓመፅቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መሓመድ ሓምዳን ደጋሎ ዝርከብዎም ኣርባዕተ መራሕቲ ዓመፅ ዝተበሃሉ እገዳ ተነቢርሎም። ሓድሽ ኣምባሳደር ሶማሊላንድ ሶማሊላንድ ፈለማይ ዝኾነ ዲፕሎማት ከምዝሸመት ተገሊፁ። ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ:: #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ