У нас вы можете посмотреть бесплатно ቀላይ ሰሊሆም 2024 Pool of или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
“ኣብ ቀላይ ሰሊሆም ኬድካ ተሓጸብ” በሎ(ዮሃ 9፡1-12) #ortodox #siloam ቀላይ ሰሊሆም ኣብ ደቡባዊ ክፋል ናይ ኢዮሩሳሌም እትርከብ ቦታ እያ። ሰሊሆም ማለት ልኡኸ ማለት እዩ። እዚ ቦታ እዚ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ነቲ ብዕውሩ ዝተወልደ ዓይኑ ዘብርሃሉ ቦታ እዩ። “ ኣብ ምድሪ ጠፍ በለ በቲ ጥፍጣፉ'ውን ጸብሪ ገበረ፡ በቲ ጸብሪ ከኣ ኣዒንቲ እቲ ዕዉር ለከዮ እሞ “ኣብ ቀላይ ሰሊሆም ኬድካ ተሓጸብ” በሎ(ዮሃ 9፡1-12)። ስለዚ ቀላይ ሰሊሆም ሰባት ናብ ማይ ጸሎት ከይዶም ክሕጸቡ ከም ዝግብኦም ብጎይታ ዝተነገረላ ቦታ እያ። ብካልእ ወገን እውን እዚ ቦታ እዚ ሰባት ንማይጸሎት እንተ ንዒቖም ከም ዝቕጽዑ ብኣብነት ዝተጠቕሰ ቦታ እዩ፡ ነቢይ ኢሳያስ “እዚ ህዝቢ እዚ ነቲ ለመም እናበለ ዝውሕዝ ማይ ሰሊሆም ስለዝነዓቑ፡ ብሬጸንን ብጴቃሕ ወዲ ረማልያን ስለ ዝረዓደ፡ ኣነ እግዚኣብሔር ንንጉስ ኣሶርን ኩሉ ሰራዊቱን ኣምጺአ ንይሁዳ ከም ዝወግኣ ክገብር እየ” (ኢሳ8፡6)። ቀላይ ሰሊሆም ብንጉስ ህስቅያስ ዝተሃንጸ ጓንጓ ዘለዎ እዩ። ╔═╦╗╔╦╗╔═╦═╦╦╦╦╗╔═╗ ║╚╣║║║╚╣╚╣╔╣╔╣║╚╣═╣ ╠╗║╚╝║║╠╗║╚╣║║║║║═╣ ╚═╩══╩═╩═╩═╩╝╚╩═╩═╝ 👇👇👇 / hakotemedia ሰላም ኩቡራት ተከታተልቲ HAKOTE MEDIA. ኣበብ ዘልለክሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነና። ምክትታልኩምን ምብርትታዕኩምን ኣይፈለየና የቐንየልና። ንምዕባለን ዕብየትን ዛ channel ሓሳባትኩም ብነጻነት ኸትሕንጥጡ ንዕድመኩም፡ subscribe like and share ድማ ኣይንረሰዕ የቐንየላይ. Follow all of these •You Tube - / hakotemedia • Face Book - / hakotemedia • Instagram - / hakote_media #eritrean #eritrea #HakoteMedia #Eritreaeritreanyoutuber #eritreanyoutube #EritreaPrevails #ኤርትራ #Tigrigna #habeshaqueens #eritreanwomen #eritrean #habeshafasion #eritrea #habesha #eritrean #eritrea #EritreanCulture #ሓበሻ #ethiopia #ethiopian #tigraymusic #ትግርኛ #eritreancomedy #EritreanCulture #ትግራይ #habesha #habeshanwomen #habeshanfood #ethiopianbeauty © All rights reserved. unauthorized use, distribution, and re upload of this content is strictly prohibited Copyright ©Hakotemedia 2023