У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔴TBS TV| ክፍሊት መሃያ፡ ክሳድ ትግራዋይ | ውሳነ መሃያ ወርሒ ለካቲት | ዘተ ኣብ ጉዳይ ተመዛበልቲ | ዜናታት 25 ለካቲት 2018 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
#tbstv መልእኽቲ ቲቢኤስ ፀገም ትግራይ ኣብ ትግራይን ብደቂ ትግራይን ንምፍታሕ ኩሉ ከካብ ዝኸዶ ጽንፊ መልሲ ክገብር ኣለዎ። ዘተ ኣብ ጉዳይ ተመዛበልቲ ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ምስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ኦቻ መቐለ ኣብ ዛዕባ ተመዛበልቲ ዘትዮም። ውሳነ መሃያ ወርሒ ለካቲት በጀት ካብ ፌዴራል ብዘይምልቃቑ መሃያ ለካቲት ንምኽፋል ተፀጊመ እየ ክብል ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገሊፁ። መግለፂ ውድብ ስምረት ስምረት፡ ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ሸይጥካ ንካልእ ጥቕሚ ንምውዓል ንብረት መንግስቲ የሐርጅዎ ኣለዉ ክብል ከሲሱ። ጥርዓን ሰብ ማሕበር ታክሲ ሰብ ታክሲ መቐለ ቀረብ ነዳዲ ብዘይምህላው ግልጋሎት ታክሲ ንምሃብ ንፀገም ኣለና ኢሎም "መንግስቲ ይብፀሐልና " ሕብረተሰብ ግቡእ ግልጋሎት መጓዓዝያ ንክንረክብ ፍሉይ ቆላሕታ መንግስቲ ንጠልብ ። ትኹረት ቲቢኤስ ኣብ ወርሒ ለካቲት ስግኣት ኩናት ኣብ ምንካይ፡ ዓቕሚ ብሄር ኣደልዲልካ ባላ ሰላም ኣብ ምድልደል ድፍኢት ክግበር ይግባእ::