У нас вы можете посмотреть бесплатно EmbassyMedia - 'ተዘክሮ ጉዕዞ ሃዋሻይት' ብእቶም ክልተ ማናጁስ ተጋ / ሓይልኣብ ተስፋይን ተጋ / ሱሌማን ሓሰን или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
እቶም ክልተ ማናጁስ - ተዘክሮ ጉዕዞ ሃዋሻይት ውልቃዊ ጦብላሕትኦም ኣብ ግዜ ሰውራ ንከዘንትዉልና ንኣቶ ሓይልኣብ ኣቶ ሱሌማን ሓሰንን ዓዲምናዮም ኣሎና። ኣኼባ ሃዋሻይት ኣብ 1ይ ውድባዊ ጉባኤ ብ1977 ሰብን መሬትን በብደረጅኡ ሓራ ምውጻእ ኣብ ትሕቲ ዝብል ወሳኒ ኣብ ባይታ ንምቱርጋሙ ኩለን ከተማታት ኤርትራ ሓራ ኣብ ዝነበራሉ እዋን፡ከምኡ`ውን ንመግዛእታዊ ስርዓት ንሓዋሩ ንምስዓሩ ውዳቤታትና ኣብ እንሕይለሉ እዋን ምስቲ ዝተጠቕሰ መሰረታዊ ዕላማታት ሓድነት ሰውራ ኤርትራ ከም ቀዳምነታት ተሰሪዑ ክስራሓሉ ስለዝነበሮ ፓሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ህ/ግ/ሓ/ኤርትራ ምስ ዝለዓሉ ኣባላት መራሕቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ካብ ደጀና ሳሕል ብ1977 ብምብጋስ ኣብ ሃዋሻይት ዝተገብረ ናይ ሓድነት ርክብ ኣብ ሞንጎ ህ/ግ/ሓ/ኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ኣኼባ ነይሩ። #EmbassyMedia, #EritreaNews, #EPLFHistory, #EritreaRevolution