У нас вы можете посмотреть бесплатно Ftsum Gebru ( ወዲ ገባር ) - Mrchay'yu | ምርጫይ'ዩ | Official Lyrics Video | - New Eritrean music или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
Zara - TV Subscribe today http://buff.ly/2igp3Ny Lyrics - Girmay Muhur Molody - Temesgen Kfleyesus Love you guy's SUBSCRIBE our channel. Zara Recotds https://goo.gl/tgC11a Google https://goo.gl/WshFbH FACEBOOK https://goo.gl/LvfYXV ℗ © Copyright: Zara Records Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. #eritreanmusic2020#ethiopianmusic2020# መሰል ደራሲ ብሕጊ ዝተሓለወ እዩ። ብዘይ ፍቓድ ደራሲ ምቕዳሕን ምብዛሕን ብሕጊ ክልኩል እዩ። ምርጫይ ' ዩ! * * * " ንበይኑ'ዩ ዘሎ ፡ ክንከይድ ከነዕልሎ ጉዕዞ ንብሕቱ ፡ምኽኣል ከይስእኖ " እና በልኩም ፡ ብዛዕባይ ኣይትሰከፉ ኣነስ ምርጫይ'ዩ … ኣሰረይ-ኣሰረይ ግዳ ስዓቡ። "ሰብ ዶ ይጽላእ'ዩ ፡ ካብ ሰባት ዝርሕቕ ምስ ሰቡ ዘይጻወት'ንታይ ኮይኑ'ዩ ዘይስሕቕ? ክወጽእ ክኣቱ… ካን ንብሕቱ ስለምንታይ ኢዩ ግን ፡ ከምኡ ዝፈቱ "? እና በልኩም ፡ ኣመና ኣይትማራመሩ ሕማቕ ከይህሉ ፡ ብኣይ ኣይትሸቑረሩ ጽቡቕ'የ ዘለኹ ፡ 'ቲ ሰይጣን ኣይስማዕ ከማይ ክኣልዎ'ሞ ፡ ክብለኩም "ኣገናዕ"፡፡/2/ ንሰባት ኣይሓሚ ፡ ኣይፈላሊ -ኣይዝልፍ ሕሜታ ኣይቅበል ፡ ተቐቢለ ኣየሕልፍ ብማዕዶ-ማዕዶ ምስ ኩሉ ክካባበር ከምኡ'ዩ ምርጫይ ፡ በቃ ክሳነ-ክፋቐር። ( ድ…ር…ብ ) "ባዕልኻ ናእዳ ማይ ዛንገዳ" ከይትምስሉ ውልቃዊ ምርጫይ'ዩ ፡ ኣነ ዝዓግበሉ ነዚ ውልቃዊ ምርጫይ ፡ ሃየ ስዓብዎ ትርጉም ዘይብሉ ጸለመታት ፡ ንሰባት ግደፍዎ ። ሰብ ሎሚ ብምሉእ ልቡ ፡ ምቕራብ ካብ ኣበየ ነቲ ዝእርሞ ጸሊኡ ፡ ምስቲ ዝውድሶ ካብ ተሳነየ ምርጫ'ዩ ኣነ ፡ ብሕትው ኢለ ክጓዓዝ ክቕጽል ምርጫይ'ዩ - ምርጫይ ብዛዕባ ሰባት ፡ /2/ ምስ ሰባት ከየዐልል። * * * * * * * Songwriter/Poem ግርማይ ምሑር Girmay mohor