У нас вы можете посмотреть бесплатно ኣብ ውሽጢ ክልተ ደቓይቕ ክንድቅስ ዝሕግዝ 'ወተሃደራዊ ሜላ' | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ዓለማዊ መዓልቲ ድቃስ 2026 ኣብ 13 መጋቢት ተዘኪሩሎ። ብደረጃ ዓለም ሚልዮናት ሰባት ብድቃስ ምስኣን ይሳቐዩ ወይ ቀጻሊ ጸገም ኣለዎም። ዝተፈላለየ ግምታት'ኳ እንተለዉ፡ መጽናዕትታት ከም ዝሕብርዎ ግን፡ ኣብ ዝዀነ ዓዲ ካብ ሓሙሽተ ክሳብ 50% ሰባት ድቃስ ዝስእኑ እዮም። ብዙሓት ሰባት ድቃስ ክረኽቡ ዝሕግዞም ብልሓት የናድዩ ኣለዉ። ኣብዚ ቀረባ፡ ኣዝዩ ኣዘራረቢ ኰይኑ ዘሎ፡ "ወተሃደራዊ ኣገባብ" ሓዊሱ ኣብ ክልተ ደቓይቕ ድቃስ ክወስደካ ከምዝሕግዝ ዝመልክቱ ሜላታት ኣለዉ። እዚ ብፍላይ ኣብ ቲክቶክ ኣዘራረቢ ኰይኑ ዘሎ፡ ብ ሚልዮናት ዝተርአዩ ቪድዮታት፡ ቀልጢፎም ድቃስ ከም ዘምጽኡ ዝግለጹ ቀለልቲ ኣገባባት ይረኣዩ እዮም። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q