У нас вы можете посмотреть бесплатно ኣብ ሆቴላት ዝግጠሙ ሕቡእ ካሜራ ፖርኖግራፊ ዘቃልዐ መርመራ | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
መጠንቀቕታ፤ እዚ ዛንታ'ዚ ሓድሓድ ንምስምዑ ባህ ዘየብል ቋንቋ ኣለዎ። ኣብ ቻይና ፖርኖግራፊያ ምፍራይን ምዝርጋሕን ዘይሕጋዊ እኳ እንተዀነ፡ እቲ ስፓይ-ካም ዝበሃል መርበብ ግን ብውሑዱ ንዓሰርተ ዓመት ዝጸንሐ እዩ። እንተዀነ፡ እቲ ጉዳይ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ስሩዕ መዛረቢ ኰይኑ ኣሎ። ሰባት - ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ - ከም መደምሰስ ርሳስ ዝኣመሰላ ንኣሽቱ ካሜራታት ከመይ ገይርካ ከም እትርእዮም ምኽርታት ይለዋወጣ ኣለዋ። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q