У нас вы можете посмотреть бесплатно ኣብ 2026 ዝቕየሩ 10 ኣገደስቲ ሕግታት ሽወደን | ካብ ጌጋ ተጠንቀቑ! Part 2 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሰላም ኵላትኩም! ኣብ 2026 ሽወደን ኣብ መዓልታዊ ናብራና፣ ቁጠባናን ውሕስነትናን ዓቢ ጽልዋ ዘለዎም ሓደስቲ ሕግታት ተኣታትው ኣላ። ሕጊ ምፍላጥ ማለት መሰልካ ምሕላውን ካብ ዘየድሊ መቕጻዕትታት ርእስኻ ምድሓንን ማለት እዩ። ኣብዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ነቶም 10 ኣዝዮም ኣገደስቲ ለውጥታት ምስ ተግባራዊ ኣብነታት ኣሰንየ ብዝርዝር ኣዳልየልኩም ኣለኹ። ኣብዛ ቪድዮ ዝተዳሰሱ ነጥብታት፦ 1️⃣ ግልጽነት ደሞዝ፦ ቅድሚ ቆጸራ ስራሕ ደሞዝካ ምፍላጥ። 💰 2️⃣ ሕጊ ክፍሊት ሕማም፦ ክፍሊትካ እናወሰድካ ስራሕ ምፍታን። 🏥 3️⃣ ሕጊ መንጃ ፍቃድ፦ ኮርስ መምህርነት ተሪፉ! 🚗 4️⃣ ምስጓጓ ገበነኛታት፦ ንገበነኛታት ዝምልከት ጽኑዕ ሕጊ። ⚠️ 5️⃣ ስነ-ኣእምሮኣዊ ግፍዒ፦ ሕጂ ገበን ኮይኑ የቕጽዕ እዩ። ⚖️ 6️⃣ መርመራ መዝገብ ገበን፦ ኣብ ስራሕ ዝግበር ቁጽጽር። 📂 7️⃣ መቕጻዕቲ ጌጋ ሓበሬታ፦ ካብ ክፍሊት ን3 ዓመት ምእጋድ። 🚫 8️⃣ ለውጢ ዕድመ ጡረታ፦ መዓስ ጡረታ ክትወጹ ትኽእሉ? ⏳ 9️⃣ USB-C ቻርጅ፦ ንኹሉ መሳርሕታት ሓደ ዓይነት ቻርጀር። 📱 🔟 ሓድሽ ስልጣን ፖሊስ፦ ገበን ቅድሚ ምፍጻሙ ምዕጋት። 🚔 እዞም ሕግታት እዚኦም ንዓኻ ወይ ንስድራቤትካ ዝጸልዉ ስለ ዝኾኑ፡ ክሳብ መወዳእታ ክትከታተሉ እምከረኩም። ዝኾነ ሕቶ እንተሃሊኩም ኣብ ኮመንት ጸሓፉለይ። 🔔 Subscribe ብምግባር ብዛዕባ ናብራን ሕግታትን ሽወደን ቀጻሊ ሓበሬታ ብትግርኛ ይበጽሓኩም! ቪድዮ እንተደልዩኩም ድማ Like ብምግባር ሓግዙ። #ሽወደን #ትግርኛ #ሓደስቲሕግታት #ሽወደን2026 #ሓበሬታ #Sverige #Tigrinya #Eritrea #Ethiopia #Integration #Pension #Sjukpenning #Lagar