У нас вы можете посмотреть бесплатно ምስጢር ዓብይ ጾምን ትርጉም 8ተ ሰናብትን - The Mystery of the Great Lent and the 8 Sundays или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሰላም እግዚአብሔር ምሳኻትኩም ይኹን ክቡራት ተኸታተልቲ። ኣብዚ ቪድዮ እዚ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ቤተ ክርስቲያንና ዓብይ ቦታ ዝወሃቦ 'ዓብይ ጾም' ወይ ጾመ ኣርባዓ ብዝርዝር ክንርኢ ኢና። ጾም ማለት እንታይ ማለት እዩ? ስለምንታይ ኢና ንጸውም? ከምኡ’ውን ካብ ዘወረደ ክሳብ ሆሳዕና ዘለዉ 8ተ ሰናብቲ ዘመሓላልፉዎ ዓሚቕ ምስጢርን ትምህርትን እንታይ ይመስል? ነዚ 55 መዓልታት ዝወስድ መንፈሳዊ ጉዕዞ ብዝርዝር ተዳሊዩ ኣሎ። ኣብዚ ቪድዮ ዝተዳሰሱ ነጥብታት፦ ትርጉምን ረብሓን ጾም ፩ይ ሰንበት - ዘወረደ ፪ይ ሰንበት - ቅድስት ፫ይ ሰንበት - ምኩራብ ፬ይ ሰንበት - መጻጉ ፭ይ ሰንበት - ደብረ ዘይት ፮ይ ሰንበት - ገብር ሄር ፯ይ ሰንበት - ኒቆዲሞስ ፰ይ ሰንበት - ሆሳዕና እግዚአብሔር ጾምና ጾመ ድሕነት ይግበረልና። ቪድዮኡ እንተፈቲኹምዎ Like, Share, ከምኡ’ውን ሰብስክራይብ (Subscribe) ብምግባር ደገፍኩም ኣርእዩና። #Tigrinya #AbiyTsom #Orthodox #Eritrea #Ethiopia #Spiritual #Tsom #Lent