• ClipSaver
ClipSaver
Русские видео
  • Смешные видео
  • Приколы
  • Обзоры
  • Новости
  • Тесты
  • Спорт
  • Любовь
  • Музыка
  • Разное
Сейчас в тренде
  • Фейгин лайф
  • Три кота
  • Самвел адамян
  • А4 ютуб
  • скачать бит
  • гитара с нуля
Иностранные видео
  • Funny Babies
  • Funny Sports
  • Funny Animals
  • Funny Pranks
  • Funny Magic
  • Funny Vines
  • Funny Virals
  • Funny K-Pop

ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation скачать в хорошем качестве

ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation 2 years ago

motivational video in tigrigna

inspirational video in tigrigna

how to achieve changes

how to be successful

lbona media

failure

success

fear

diseases

healthy

ሕማም፣

ጥዕና፣

ምኽንት፣

ትግርኛ፣

ኣናቛቕሒ ቭድዮ፣

good listner

communication

ተስፋ፣

ፍቕሪ፣

እምነት፣

hope

love

believe in yourself

faith

stress in Tigrigna

ጭንቀት፣

ወጥሪ፣

how to be happy in Tigrigna

how to be free from stress in tigrigna

ርእሰ ተኣማንነት፣

self confidence in Tigrigna

low confidence in Tigrigna

Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation
  • Поделиться ВК
  • Поделиться в ОК
  •  
  •  


Скачать видео с ютуб по ссылке или смотреть без блокировок на сайте: ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation в качестве 4k

У нас вы можете посмотреть бесплатно ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:

  • Информация по загрузке:

Скачать mp3 с ютуба отдельным файлом. Бесплатный рингтон ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation в формате MP3:


Если кнопки скачивания не загрузились НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru



ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation

ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation #lbonamedia #eritreanmotivation #tigrignamotivation ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ነብስይ ክረክብን ክልውጥን ክእለ። ነብስኻ ምቕባል፡ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት እማዕብልካ ሕጉስ፡ጥዑይን ዕዉትን ትኾነሉ መንገዲ። ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ። እዛ ቭድዮ ማለት Tigrigna affirmation # 75 _ ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ነብስኻ ትልውጠሉ ብሉጽ ሜላ/ነብስኻ ምቕባል፡ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት እማዕብልካ ሕጉስ፡ጥዑይን ዕዉትን ትኾነሉ መንገዲTigrigna motivation ትብል ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ተስፋ ይገብር። ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ትምህርትን ማዕዳን ምሃብ እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ ግድን እዩ። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ናብ ህይወትና ዝሳሓቡ። ጠንቅን ሰዓብናቱን ቱሑት ርእሰ ተኣማንነት ኣብ ዓበይትን ቆልዑትን ዝረአ ጸገም/consequences of low confidence Tigrigna Motivation part 1    • ስለምንታይ እና ቱሑት ርእሰ ተኣማንነት ነማዕብል? Low c...   ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ህበ ከምዝሰርሕ ክህብረኩም ይፈቱ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ዓወት ፣ ሓጎስን ምጉንጻፍ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእለይ ኣቐድመ ብትሕትና ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን። መም ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

Comments
  • ዝኾነ ዕላማ ከመይ ጌርካ ትበጽሖ? how to achieve any goal best tigrigna Motivation #lbonamedia 1 year ago
    ዝኾነ ዕላማ ከመይ ጌርካ ትበጽሖ? how to achieve any goal best tigrigna Motivation #lbonamedia
    Опубликовано: 1 year ago
    6071
  • መጽሓፍ ልቦና 1-17 The book of proverb part 1 #mezmurdawit  #orthodoxmezmur #መጽሓፍቅዱስ #መጽሓፍጥበብ #መጽሓፍምሳሌ 2 months ago
    መጽሓፍ ልቦና 1-17 The book of proverb part 1 #mezmurdawit #orthodoxmezmur #መጽሓፍቅዱስ #መጽሓፍጥበብ #መጽሓፍምሳሌ
    Опубликовано: 2 months ago
    25155
  • ብኸመይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ነማዕብል? Self-Confidence? (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia 2 years ago
    ብኸመይ ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት ነማዕብል? Self-Confidence? (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia
    Опубликовано: 2 years ago
    54445
  • 24 ሰዓታት ብኸመይ ይጥቀመሉ ? #Awet_Haile #ኣጠቓቕማ_ግዜ #ኩለንታዊ_ለውጢ #Holistic_Change 2025 1 month ago
    24 ሰዓታት ብኸመይ ይጥቀመሉ ? #Awet_Haile #ኣጠቓቕማ_ግዜ #ኩለንታዊ_ለውጢ #Holistic_Change 2025
    Опубликовано: 1 month ago
    12420
  • ኣብ ብዝሒ ሽግራትና ዘይኮነ፣ እቲ መፍትሒ መን ምዃና ኣብ ምፍላጥ’ዩ ዘሎ! #idealifesuccesscoach #eritreancomedy #eritreanmusic 1 year ago
    ኣብ ብዝሒ ሽግራትና ዘይኮነ፣ እቲ መፍትሒ መን ምዃና ኣብ ምፍላጥ’ዩ ዘሎ! #idealifesuccesscoach #eritreancomedy #eritreanmusic
    Опубликовано: 1 year ago
    5850
  • ስለምንታይ ግን ኣብዚ በጺሕና ??🤔 👩‍❤‍💋‍👨 ካባና ዝቃረብ የለን ይሕዋተይ። 3 days ago
    ስለምንታይ ግን ኣብዚ በጺሕና ??🤔 👩‍❤‍💋‍👨 ካባና ዝቃረብ የለን ይሕዋተይ።
    Опубликовано: 3 days ago
    2851
  • በሊሕን ካብ ሰባት ጸብለል ክትብል ዝመኽሩ 10 ነጥብታት 5 months ago
    በሊሕን ካብ ሰባት ጸብለል ክትብል ዝመኽሩ 10 ነጥብታት
    Опубликовано: 5 months ago
    32210
  • ስለምንታይ ወትሩ ትጠዓስ? Why You Should Live in the Past Best eritrean motivational #lbonamedia 1 year ago
    ስለምንታይ ወትሩ ትጠዓስ? Why You Should Live in the Past Best eritrean motivational #lbonamedia
    Опубликовано: 1 year ago
    6274
  • ርእሰ ተኣማንነት ብኸመይ ነማዕብል፧ 1 month ago
    ርእሰ ተኣማንነት ብኸመይ ነማዕብል፧
    Опубликовано: 1 month ago
    38333
  • Tigrigna Metshaf Qudus ወንጌል ማቆስ 7 years ago
    Tigrigna Metshaf Qudus ወንጌል ማቆስ
    Опубликовано: 7 years ago
    155586

Контактный email для правообладателей: [email protected] © 2017 - 2025

Отказ от ответственности - Disclaimer Правообладателям - DMCA Условия использования сайта - TOS