У нас вы можете посмотреть бесплатно ካብ ዘንበብክወን 4ተ ዝበለጻ መጽሓፍቲ። ተጋበዙለይ Book Review или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
4ተ ዝበለጻ መጽሓፍቲ ሓቂ ንምዛራብ ካንዳ ንምንባብ ዝዕድም ሃገር ኮይኑ ኣይረኽብክዎን። ምናልባት'ዶ ክሳብ ንረጋጋእ ይኸውን ? እንድዕሉ ይኸውን ወላ ። ልምዲ ናይ ንባብ እንተሃልዩካ ግን ኣብ መኪና፡ኣብ ባቡር ፡ ገለ ኸኣ ብድምጺ ዝተመለአ ፡ ንእሽተይ ግዜ ሰዊእካ ክትሰምዕ ትግደድ ። ብዘይ መጽሓፍቲ ደኣ'ሞ ከመይ ኣቢልካ ኢኻ ነፍስኻ ከተዕቢ ? ኣድማስ እትጥምተሉ ዓይኒ ክሰፍሕ ፡ ንቕሓተ ሕልናኻ ቋሕ ክብል ፡ ብጥበብ ሽግር ናይ ምፍታሕ ዓቕምካ ክድንፍዕ እንተኾይኑ ምስ ምንጪ ጥበበባት መጽሕፋቲ ክትመሓዞ ናይ ግድን እዩ ። እንተ ዘይኮይኑ ህይወት ጽብብ ትብለካ ፡ ዕላላትን ዛዕባታትን ይደጋገሙኻ ፡ ስቕ ኢሉ ቆሎ ጥጥቖ ይኾነካ'ሞ የሰለችወካ። ከምኡ ውን መጽሓፍቲ ኣብ ምንባብን ምምርማርን እንተ ዘይተዋፊርካ ፡ ብስነ ልቦና ፡ብፍልስፍና፡ብስነ ፍልጠት፡ ከምኡ ውን በሃይማኖት መጻወቲ ናይቶም ቁሩብ ቀለም ቀሚስና ኢና በሃልቲ ኢኻ ትኸውን ። ብዝኾነ እዘን መጽሓፋታት ጋቢዘኩም ኣለኹ ። ሳብስክራይብ ምግባር ኣይንሕመቕ ኢና ቤተ ሰብ ። ከምኩሉ ግዜ ኣዝየ'የ ዘክበረኩም ። Development #Tigrigna Inspiration #Hbri-vodcast #comedianeshetu #ዕቤትmedia #MAHDER PRODUCTION #Beny media #Tigrigna_Motivational_Speech #Tigriyna_Love Story #Yikealo ይከኣሎ TV #TEFETAWI TALKSHOW #Fnoteabewmedia #Godolyas Tube #Zemari Bereket Tikue Official #ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር #Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን