У нас вы можете посмотреть бесплатно መዝሙር ነፍሲ Hinqilitey Podcast S01 E04 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ረኒ ዴካር (René Descartes): I think, therefore I am. እዙይ ምንጪ እቲ ሰባት ብተለምዶ ክፉእ ዝብልዎ አነነት (egotism) እዩ። አይን ራንድ (Ayn Rand): I am, therefore I will think. እዙይ ድማ ምንጪ እቲ ሰባት ክሳብ ሎሚ ዘይፈልጥዎ ቅዱስ አነ-ነት (egoism) እዩ። ምእንተ ሓውካ ምእንተ ብፃይካ ምሟት ይከኣል እዩ፤ ምእንተ ሓውካ ምእንተ ብፃይካ ኢልካ ምንባር ግን ነውሪ እዩ። (I could die for you. But I couldn'tand wouldn't live for you, The Fountainhead) ካብ ምእንተ ባዕልኻ ኢልካ ምንባር ወፃኢ ዘሎ ኣማራፂ ከዓ ምሟት ጥራሕ እዩ—ምእንተ ካልእ ሰብ፣ ምእንተ "ህዝቢ"፣ ምእንተ "ዓዲ" ኢልካ ምሟት። ምእንተ ባዕልኻ እንትትነብር ንህይወትካ ብጣዕሚ ክትፈትዋ ይገብረካ፤ ምእንተ ካልእ ኢልካ እንትትነብር ንህይወትካ ብጣዕሚ ክትፀልኣ ይገብረካ። እቲ ቐዳማይ ናይ ህይወት ሞራሊቲ እዩ፤ እቲ ዳሕረዋይ ድማ ናይ ሞት። ካብ ናፍቖት ናይ ሞት ናይ መስዋእቲ ሞራሊቲ ንህደም። ናይ ህይወት ሞራሊቲ ንዕተር። ንዘርሽ Zeratsion ብድሕሪ ካሜራ ናይ ሓሳባትና ኦፒ ገይርና ምስ ዓርከይ Daniel ቕዱስ አነ-ነት ከመይ እዩ ዝርከብ ኣብ ዝብል፣ ኣብ ናይ ኣይን ራንድ መዝሙር ነፍሲ (Anthem) ልቢወለድ ተደሪኽና ፍልስፍናዊ ተዋስኦ ገይርና ኣለና። መዝሙር አነ-ነት መዝሙር ነፍሲ እዩ። #Hinqiliteypodcast #ሕንቅሊተይፖድካስት #Tigrignapodcast #Hinqiliteypodcast #ሕንቅሊተይፖድካስት #Tigrignapodcast #ትግርኛፖድካስት #ፍልስፍናዊፖድካስት #philosophypodcast #aynrand #philosophy #objectivism #anthem #መዝሙርነፍሲ #ትግርኛልበወለድ #ትረኻ #ፍልሰፍና ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ በዞም ዝስዕቡ ሊንክታት ሰዓቡና። Facebook፡ https://www.facebook.com/HinqiliteyMe... Telegram፡ https://t.me/hinqiliteytube X: https://x.com/hinqiliteytube?t=olcTNK... Youtube፡ https://youtube.com/@hinqiliteytube?s... ሕንቅሊተይ ቲዩብ ሓዱሸ ኣንፈት ንሓዱሸ ማሕበረሰባዊ ለውጢ!