У нас вы можете посмотреть бесплатно እንታይ ኮይኖም ሰባት ካባኻ ይርሕቁ ኣለዉ?/ ዘረብኡ ዝገትእ ሂወቱ የድሕን или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
እንታይ ኮይኖም ሰባት ካባኻ ይርሕቁ ኣለዉ?/ ዘረብኡ ዝገትእ ሂወቱ የድሕን፣ ብሸለልታ ዝዛረብ ሞት ይረኽቦ። ምሳ. 13፣ 3 ሰባት ካባኻ ክርሕቅሉ ዝኽእሉ ዘለዉ ምኽንያታት ብዙሓት'ኳ እንተኾኑ፣ ገለ እዞም ሕጂ ንጠቕሶም ኣገባባት ካብ ምግባርን ኣብኣቶም ኣብ ምንባርን እንተተቖጢብካ ግና፣ ናብ ሰባት ክቐርቡኻን ኡፉፍ ክብልሉኻ ኣዝዮም ዝሕግዙኻ ኣገባብባት ኣብዚ ቪድዮ ኣለዉ። ዘረባ ትዕቢት እምብዛ ኣይተብዝሑ፣ቃል ድፍረት ውን ካብ ኣፍኩም ኣይውጻእ። ከመይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኡሉ ዝፈልጥ ኣምላኽ’ዩ፣ ንግብሪ ሰብ ውን ዝመዝን ኢዩ። መጽሓፍ ሳሙ. 2,፣3 ንቕሓተ የእምሮ ኣጥሪኻ ነዞም ኣገባባት ከተተግብሮም እንተኪኢልካ፣ ምስ ሰባት ዘለካ ዝምድና ቅልል ዝበለ ክኾነልካ ኢዩ። ንቑሕ ምዃን ማለት ከኣ ከኣ ምስ ነብስኻን ምስ ካልኦትን ምስ ኣብ ከባቢኻ ዘለዉን፣ ርግኣት ዝስምዓካ ናይ ቅሳነት ኩነታት እዩ። ካብ ጭንቀትን፣ ወጥርን ጸቕጥን ዝሓሽካ ክትከውን ከለኻ/ዩ። ምስ ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ኩሎም ፍጡራት ተሳኒኻ ናይ ምንባር ብቕዓት፣ብመሰረቱ ብተግባር ሰሪሕካ ተምጽኦ'ምበር ብትምኒት ጥራይ ትሃንጾ ኣይኮነን። እቶም ናይ ለውጢ ጽምኣት ዘለኩም፣ ነዚ ቪድዮ ብምዕዛብ ጉድለታትኩም ኣለሊኹም ንቕድሚት ክትብልሉ ትኽእሉ ኣዝዩ ብሉጽ ሓሳባት ስለዘሎ ተገዲስኩምን ጊዜ ሂብኩምን ረኣይዎ። እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ዘሰክፍን ኣድካምን ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉዋት ኩኑ። #ሓድሽ_ምዕራፍ_ሓድሽ_ሂወት!! @dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar