У нас вы можете посмотреть бесплатно ዝገርም ስነጥበብ ደጀን ወዲ ዛግር - "ንመርዓ መዓልቲ ዝቖረፅኩላ ኣፍቃሪተይ ብሰንኪ ኲናት ደሃያ ጠፊኡኒ" .... или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!! / @wushatenamedia ዝገርም ድምፂ ዝተዓደሎ ደጀን ወዲ ዛግር ተኣንገዱ!! - "ምስ እትፈትዎ ኣፍቃሪቱ ንኽመራዐዩ መዓልቲ መርዓ ቆሪም ዋላ እንተነበሩ ብሰንኪ ዘጋጠመ ናይ ፅንተት ኲናት ኣበይ ከምዘላ ደሃያ ስለዝጠፈአኒ ተሓባበሩኒ" ይብለና ኣሎ። .. ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፆ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።