У нас вы можете посмотреть бесплатно ታሪክ ቤተ ክርስትያን (ነገረ ቤተ ክርስቲያን) By Keshi Habtom Ftwi Part 1 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ታሪክ ቤተክርስትያን (ነገረ ቤተ ክርስቲያን Ecclesiology) Keshi Habtom Ftwi (እዝራ) Part 1 “ጉባኤ ህዝቢ” “ካሃል (קָהָל - Kahal/Qahal)” (Ecclesia) Ekklesia (ἐκκλησία) - እተጸውዑ ጉባኤ ወይ እተመርጹ ጉባኤ ዝብል ትርጕም ኣለዎ ምሳሌታት ቤተ-ክርስቲያን : 1. መርዓት ክርስቶስ 2. ኣካል ክርስቶስ 3. ህንጻ [መቅደስ] ጐይታ 4. መንግስቲ ኣምላኽ (ኣርባዕተ) መለለዪ ቤተ-ክርስቲያን: መግለጺ እምነትና - ናይ ኒቅያ-ቍስጥንጥንያ ጸሎተ-ሃይማኖት: "ወነአምን በአሐቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እንተ ላዕለ ኵሉ ጉባኤ ዘሐዋርያት።" 1. በአሐቲ - ሓንቲ - One “ካብዚ መጓሰ እዚ ዘይኰና ኻልኦት ኣባጊዕውን ኣለዋኒ። ንኣታተን ድማ ከምጽኤን እየ፡ ቃለይውን ኪሰምዓ እየን። ሓደ መጓሰ ኪዀና እየን ጓሳኤን’ውን ሓደ።” (ወ. ዮሐንስ 10:16) “ንሕና ብዙሓት ከኣ ከምኡ ብክርስቶስ ሓደ ስጋ ኢና፡” (መ. ሮሜ 12:5) 2. ቅድስት -ቅድስቲ - Holy “ከምቲ ክርስቶስ ንቤተ-ክርስቲያኑ ንዘፍቀራ፡ ኣቱም ሰብኡት፡ ኣንስትኹም ኣፍቅሩ። ክርስቶስ ብቓሉ ገይሩ ብምሕጻብ ማይ ምስ ኣጽረያ ምእንቲ ኪቕድሳ፡ ርስሓት ወይስ ዕጣር ወይስ ገለ ነዚ ዚመስል ዜብላ፡ ብዘይ መንቅብ ቅድስትን ክብርትን ቤተ-ክርስቲያን ገይሩ ንእኡ ምእንቲ ኬቕውማ ኢሉ፡ ርእሱ በጃኣ ሃበ።” (መ. ኤፌሶን 5:25-27)