У нас вы можете посмотреть бесплатно ከም ህያዋን ኣእማን [kem hyawan A'eman] или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ብ ዶ/ር ተኽልኣብ መንግስትኣብ ኣብ ቀጽሪ መካነ ሂወት መድሃኔ ኣለም ቤት ክርስትያን ኣብ ብሉይ ኪዳን ናብ እግዚኣብሄር ምቕራብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ እዩ ነይሩ። ኣብ ሓድሽ ኪዳን ግን ብምኽንያት እቲ ጐይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ዝኸፈሎ ናይ መስቀል ዋጋ፣ ቤት መቕደስ ኣምላኽ ንምዃን በቒዕና ኢና፣ ግናኸ እዛ ቤት መቕደስ እዚእ ቅድስቲ እያ። ቃል ኣምላኽ ድማ ነቲ ንርእሱ ካብቲ ዝቃጸዎ ሓጢኣት ሓልዩ ብቕድስና ዚመላለስ ሰብ ህያው እምኒ ይብሎ። እቲ ዝሞተልና ጐይታ ባዕሉ ሕሩይን ክቡርን ህያው እምኒ መኣዝን እዩ። ንሕና ድማ ክንቅደስ ክንመርጽን ልብና ክንከፍትን ከሎና ከምኡ ህያዋን ኣእማን ኢና ንኸውን። ስለዚ ድማ ንቕዱስ ክህነት ዝኸውን መንፈሳዊ ቤት ንህነጽ። ነዚ ቤት መቕደስ ኣምላኽ ዝኾነ ስጋኡ ዘማሰነ ግን ኣምላኽ ባዕሉ ከም ዘማስኖ ብቓሉ ተዛሪቡና ኣሎ። ርእስና ብጽድቂ ክንሕሉ ኣምላኽ ይጽውዓና ኣሎ።