У нас вы можете посмотреть бесплатно 📻ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 06 ሕዳር 2025 | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ቀጥታዊ ፈነወ ሬድዮ ቢቢሲ ትግርኛ 06 ሕዳር 2025 https://www.bbc.com/tigrinya 🇪🇹 ክሲ ክልል ዓፋርን ምላሽ መንግስቲ ትግራይን 🇺🇸 🇺🇬 ከንቲባ ኒውዮርክ ኰይኑ ዝተመርፀ ኣፍሪቃ ዝመበቈሉ ዞህራን ማምዳኒ እንታይ ይፅበዮ? 🫂መቕርብና ብሞት ምስ ዝፍለየና ብኸመይ ኢና ንፀናናዕ? 🌐 ኣብ ዓለምና ዝወዓሉ ምዕባለታት’ዉን ብሓጺሩ ፈነወና፡ ኣብ ሓጺር ማዕበል፡ ዩትዩብ፡ ሳተላይትን ፌስቡክን ብቐጥታ ይመሓላለፍ ሰናይ ምክትታል🌹 -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q