У нас вы можете посмотреть бесплатно "ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . " или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ዓርሰ እምነትን ኣንደበተ ርቱዕነትን ዝተላበሰ ጅግና መንእሰይ እዩ። ወታደራዊ ብቕዓቱ ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኮይኑ ኣመስኪሩ፤ ስዒቡ ድማ ኣባል ሰራዊት ትግራይ ኮይኑ ኣብ ቃልሲ መኸተ ተኣምር ሰሪሑ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ከባቢ ባዕኼር ብዝገርም ወነ ናይ በይኑ ቦታ ፈልዩ ፀላእቱ ከም ቆፅሊ እናርገፎም ከሎ ብኸቢድ ተወቒዑ። ፀላኢ ነቲ ቦታ ምስተቖፃፀሮ ድማ ሞይቱ ኢሎም ረጊፀሞ ሓሊፎም። ተሲኡ ህይወት ሰሪዑ ምስ ቁስሉ ፀላኢ ናብ ዘለዎ ከተማታት ባዕኼርን ሑሞራን ኣትዩ። ኢሉ ውን ዝለዓለ ፈተሻታት ሰጊሩ ብቀጠናታት ሞት ሓሊፉ ናብ ሱዳን ሰጊሩ። ኣብ ሱዳን እናተሓከመ ድማ ንኹለን ዓለም ለኻዊ ሚድያታት ተኣምራዊ ኣጋጣምታቱ ዘንትዩለን። እዚ ምትሓታዊ ሞት ዝተሓሰሞ ጅግና - ተጋዳላይ ህይወት ኣረጋዊ (ወዲ ሕጊ) ይበሃል። ዝኹሉ ከመይ ኢሉ ሰጊርዎ? ሓቢርና ንከታተሎ።