У нас вы можете посмотреть бесплатно ምዝማር'ዩ ሰልፈይ(ስርሐይ) LYRICS V3 PASTOR DAWIT TQUABO 2025 или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ምዝማር'ዩ ሰልፈይ(ስርሐይ) በሪሁለይ'ዩ እቲ ናይ መስቀል ስራሕ ሓይሉ ብዘይልክዕ ኣባይ ኣቢሉ'ዩ ጃሕጃሕ ስለዚየ ዝስለፍ ንመዝሙር ኣብ ጸጽባሕ ኣብዛ ሓጻር ዕድመይ ተኣምር ዝረኣኹ ናይ እግዜኣብሄር ጉስነት ዘስተማቀርኩ ረዲኡኒ ኮይነ ምዝማር ዝሰልፉ ሰብ በገና ንዑ ምሳይ ተሰለፉ ሰብ ኣዉታር እምብልታ ኦሆሆሆ ድምጽኹም ኣስምዑ ሰብ ጭራ ከበሮ ንዑ ምሳይ ተሰርዑ ሃየ ነንጎድጉዶ ምስጋናና ኩልና ሓቢርና ሰልፍና ሰልፊ መዝሙር'ዩ ስዑር'ዩ ጸላኢና እቲ ዉግእ ናይ እግዜኣብሄር'ዩ ዓወት ድማ ናተይ ተሰሊፈ'ለኹ ምዝማር'ዩ ሰልፈይ ንየሱስ ሰዓሪ ምዉዳስ በቲዝገበሮ ምሕጓስ ምዝማር'ዩ ሰልፈይ ምዝማር ምዝማር ኣቲ ሽዓ ዝሓልፍ እቲ ቀሊል ጸበባ መንገዲ ዝዓጹ ናይ ጸላእተይ ከበባ ካብ ምምስጋን ንነፍሰይ ፍጹም ነየረብርባ ካብቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣባይ ዘሎ ይሕይል ምስጢረይ የሱስ'ዩ ምስጢር ናይ ምዝማር ኩሉ ኣብ ትሕቲ እግረይ ስለዘግዝኣለይ ንዕዑ'የ ዝዝምር የሱስ'ምስጋናይ ኩለን ለይትታተይ ኦኦኦኦ ኣለወን ደሃይ መዝሙር ቀትርዉን እሰደለይ ለዉዉሃቱ ምስጋና ኣየብኩርን ምስጋና እግዜኣብሄር ኣብ ጎሮረይ ከም ሴፍ ቃሉ ኣብ ኢደይ ነቲ ኣብ ዉግእ ዝብርትዕ ሒዘ ምዝማር'ዩ ስርሐይ እቲ ዉግእ ናይ እግዜኣብሄር'ዩ ዓወት ድማ ናተይ ወፊረ'ለኹ ምዝማር'ዩ ስርሐይ ንየሱስ ሰዓሪ ምዉዳስ በቲዝገበሮ ምሕጓስ ምዝማር'ዩ ሰርሐይ ምዝማር ምዝማር ኩሉሳዕ ስለኹሉ ነገር ስሙ ይኽበር ይመስገን ይክኣል'ዩ ኩሉሳዕ ምምስጋን ስሙ ይኽበር ይመስገን