У нас вы можете посмотреть бесплатно 🔥ሞባይልኩም ፈትሹ ተጠሊፍኩም ከይትኾኑ /Call forward/Call divert или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሰላም ክቡራት ተኻታተልቲ ፍልጠት ሚድያ ። ቀዳማይ ጥቅሚ ናይዛ ቪድዮ። ንስኹም ከይፈለጥኩም ሰባት ንቁጽሪ ቴለፎንኩም call forward ወይ divert ምብግባር ኣብቲ ነዓኹም ሰባት ክድውሉልኩም ዝፈተንሉ ግዜ ኣብ ክንዲ ናባኹም ዝድወለኩም ናብቲ ንቁጽሪ ቴለፎንኩም ጠሊፉዋ ወይ ዳይቨርት ጌሩዋ ዘሎ ሰብ ናብኡ እዩ ዝድወል ። በዚ ምኽኒያት ድማ መን ይድውለልኩም ምስ መን ትራኸቡ ጽቡቅ ጌሩ'ዩ ዝፈለጥ ማለት እዩ። ሰለዚ ኣየናይ ኮድ ተጠቂምኩም ናይቲ ጠሊፉኩም ዘሎ ሰብ ቁጽሪ ቴለፎኑ ትፈልጥዎን ብኸመይ ከም እትድምስስዎን ክንርኢ ኢና ። 2ይ ጥቅሚ ናይዛ ቪድዮ ድማ ። ነኣብነት ካብ 2 ክልተ ላዕሊ ሴም ካርድ እንተደኣ ሃልዩኩም እሞ ድማ ቴለፎንኩም 1ሴም ካርድ ወይ ካብ 2 ንላዕሊ ሴም ካርድ ዘይትሕዝ ክትከውን ስለ ትኽእል። ካብ ክልተ፡ሰለስተ ሞይባይል ተሰኪምኩም ትጎዓዙ በዘን ሕጂ ከርእየኩም ደለየ ዘለኹ ኮድ ተጠቂምኩም። ባዕልኩም ንባዕልኹም call forward ብምግባር ፈለጥኩትኩም ናብ ዝተፈላለየ ሴም ካርድኹም ይደውሉ ደኣ እምበር። ነቲ ደወል ብሓንቲ ሴም ካርድኹም ጌርኩም ክትቆጻጸርዎ ወይ ክትቅበሉዎም ትኽእሉ ኢኹም ማለት እዩ። እዛ ቪድዮ ኣንተፈቲኹማ ሳብስክራይብ ላይል ብምግባር ንክትጅምርዋ ብትሕትና ይዕድመኩም።