У нас вы можете посмотреть бесплатно Mekane Hiwet || ምእዛዝ ህዝቢ ኣምላኽ [ንእግዚኣብሄር ምእዛዝ]፡ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ስብከት፥ ብቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስትኣብ - ኣብ ጉባኤ ኦ.ተ.ቤ። መካነ ህይወት መድሓኒ ዓለም ቤተክርስቲያን፡ ሰንበት 5 ሕዳር 2000፡ ኣስመራ፥ ኤርትራ ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፥ እዚ መልእኽቲ እዚ፡ ካብዚ ኣብዚ ዝተዘርግሓሉ ዕለት፡ ቅድሚ 12 ዕመት ዝተዋህበ መልእኽቲ ቃል እግዚኣብሄር እንተኾነ`ኳ፥ ኣብዚ ዘሎናዮ ናይ ህይወት ኩነታት፥ ናይ ቤተክርስቲያን፡ ናይ ሃገርናን ህዝብናን ኩነታት ዝዛረብ እዋናዊ መልእኽቲ እዩ። እግዚኣብሄር ኣብ ኩሉ ዘመናትን ወለዶታትን ንህዝቡ ዝዛረብን ዘጠንቅቕን ዝገንሕን እሙን ኣምላኽ ክነሱ፥ ብዘይምእዛዝ ሰብን ህዝቢ ኣምላኽን ግን ምሕረትን በረኸትን ኣምላኽ ካባና ርሒቑ ይነብር ጥራይ ዘይኮነስ፥ ዘይምእዛዝ ዓቢ ኣበሳ እዩ። ምናልባት ሕጂዉን እግዚኣብሄር ይዛረብ፥ ንምጥዓይን ምምላስን ነፍስና፥ ንምሕረትን ምፍዋስን ህዝብና። እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንልብና ናብ ምእዛዙ የቕንዓዮ። ኣሜን!!