У нас вы можете посмотреть бесплатно ዱባይ፡ ዘጸይፍ መርበብ ንግዲ ጾታዊ ርክብ ተቓሊዑ | BBC NEWS ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣብ ኢማራት ኢማራት ዓረብ፡ ጽዑቕ ድግሳት፡ ንግዲ ጾታዊ ርክብ ከም ዝካየድ ዝገልጽ ወረታት ንዓመታት ክዝርጋሕ ጸኒሑ እዩ። 👉🏽 ሳብስክራይብ ግበሩ https://bbc.in/445Jzbz ኣብ ቲክቶክ ልዕሊ 450 ሚልዮን ግዜ ዝተራእየ #Dubaiportapotty ዝብል ሃሽታግ፡ ምስ ላግጽን ምቅላዕን ናይተን ብገንዘብ ዝዓወራ ጸለውቲ ተባሂለን ዝተኸሰሳ ደቂ ኣንስትዮ፡ ልዕሊ ዓቐን ዝዀነ ጾታዊ ጠለባት ብምምላእ ንኣገባብ ህይወተን ብሕቡእ ይምውላ እየን ዝብል ግጕይ ምስሊ ይመሓላለፍ ነይሩ። -------------------------- እንቋዕ ናብ BBC NEWS ትግርኛ ብደሓን መጻእኩም እነቕርበልኩም፦ ዜናን እዋናዊ ጉዳያትን፤ ዞባውን ዓለማውን ፍጻመታት፤ መዘናግዕን ባህልን፤ ሓበሬታን ትምህርትን፤ ቃለመሕትት፡ ሓሳባትን ካልእን ብምክትታል እኹል ሓበሬታን ፍልጠትን ክትሰንቁ ከምኡ’ውን ንነባራዊ ዓለም ክትግንዘቡ ንዕድመኩም። ሚዛናውነትን እዋናውነትን ዘለዎም መዓልታዊ ዛዕባታት፣ መሰጥትን ተሞኵሮ ዘሕልፉን ዛንታታት፣ ዓሞቝቲ ትንታነታትን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ናባኹም ነቕርብ። ሰብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ፤ ነታ ናይ ደወል ምልክት እንተጠዊቕኩማ ከኣ ትሕዝቶታትና ብቕልጡፍ ይበጽሓኩም። ክድህሰስ እትደልይዎ ዛዕባ ኣሎ’ዶ? ዝኾነ ርእይቶኸ ይህልወኩም’ዶ ይኸውን? ብዘይስክፍታ ጸሓፉልና። 🌐 ዌብሳይት👉🏽 https://www.bbc.com/tigrinya 📘 ፌስቡክ 👉🏽 / bbcnewstigrinya 📱ዋትሳፕ 👉🏽 https://bbc.in/447Pm0q