У нас вы можете посмотреть бесплатно ወለዶ Gen Zን ሚለንያውያንን! 7 ወለዶታት መን እዮም? или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ኣምር ወለዶታት ካብቶም ብቐንዱ ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ዝነበሩ ተመራመርቲ ስነ-ማሕበረሰብን ህዝብን ዝመጸ ኮይኑ፡ ኣብ መወዳእታ መበል 20 ክፍለ ዘመን እዮም ቅዲ ባህርያት ደቂ ሰባት ከጽንዑ ዝጀመሩ። ከም ኣብ ኣሜሪካ ዝመደበሩ፡ ማእከል መጽናዕቲ ፒውን ካልኦት ጸሓፍቲ ማሕበራዊ ታሪኽን፡ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ዝተወልዱ ሰባት መብዛሕትኡ ግዜ ክብርታት፡ ልምድታትን ኣተሓሳስባን ከም ዝካፈሉ ኣስተብሂሎም። እዚ ድማ ብሰንኪ መንነቶም ወይ ዜግነቶም ዘይኮነስ፡ ኣብ ተመሳሳሊ ዕድመ ምስ ተመሳሳሊ ፍጻመታት ስለ ዝተጋጠሙ እዩ። እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ፡ ዕለተ ልደት ዘይኮነ፡ ኣብተን እዋናት ናይ ጉብዝና ዓመታት እንታይ የጋጥም እዩ - ዓመታት ቑልዕነት፡ ኩትትና ብጽሕናን ድማ እዮም፡ እቶም ነጥበ መቐይሮ ናይ ህይወት ዝኾኑ ደረጃ ዕድመ። ኣብዘን ወሰንቲ ዓመታት እዩ ከኣ፡ ክብርታት፡ ፍርሒ፡ ልምድታትን ኣረኣእያ ዓለምን ዝፍጠር። ሓፈሻዊ መጽናዕትታት ከምዘመልክትዎ፡ ኣብ መላእ ዓለም ኣስታት ካብ 60–70% ኣብ ተመሳሳሊ ወለዶ፡ ተመዲቦም ዘለዉ ሰባት፡ ዋላ'ኳ ነናይ ውልቖም ባህርያት እንተለዎም፡ በዞም ልዒሎም ዝተጠቅሱ ምኽንያታት ነዞም ናይ ሓባር ኣተሓሳስባታት ኣረኣእያታትን ይውንኑ። ምስ ዕቤት ዓውለማ ወይ Globalization ድማ እቶም ዳሕረዎት ወለዶታት ዝያዳ ተመሳሳልነት ኣለዎም። ነቲ ብቐጻሊ እነቅርቦ ትሕዝቶታት ንምክፋል subscribe, ንዘለኩም ርእይቶ ኣብ comment, ብዝፈተኹም ትሕዝቶታት ድማ like ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለየና! #AthenaMedia