У нас вы можете посмотреть бесплатно ሲንጋፖር! ኣብ ዉሽጢ 25 ዓመታት ካብ ድኽነት ናብ ካብ ዝበልጸጋ ሃገራት? или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ሲንጋፖር ዝብል ስም ምስ ቅልጡፍ ለውጥን ብልጽግናን ካብ ዝተኣሳሰር ዕሱራት ኣቊጺሩ ኣሎ። ካብ ምዝዛም መበል ዕስራ ክፍለ-ዘበን ጀሚሩ፡ ብቍጽሪ ውሑዳት ዘይኮኑ መራሕቲ ዘይሰልጠና ሃገራት፡ ንህዝብታቶም ካብ ክቱር ድኽነትን ድሕረትን ከላቅቁ ከም ዝኽእሉ ንኸእምኑ’ውን፡ ከም ኣብነት ተጠቂሞምላ እዮም። ገለ ብግብሪ ኣብነታ ዝተኸተሉ ሃበርም’ውን ኣይተሳእኑን። እዛ ኣብ መፋርቅ ዕስራ ክፍለ-ዘበን፡ ዓሳ ብምግፋፍ ዝናበሩ ሒደት ህዝቢ ጥራይ ዝቅመጥዋ ዝነበሩ ንእሽቶ ስፍራ ግና፡ ከመይ ኣቢላ እያ፡ ሓንቲ ካብ ዝበልጸጋ ሃገረ-ኸተማታት ዓለምና ኽትከውን ዝኸኣለት? ነዚ ንምርዳእ ታሪኻ ምፍታሽ ኣገዳሲ እዩ። #athenadocumentary #singapore #eritreanmovie #habesha #eritreanmusic