У нас вы можете посмотреть бесплатно ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ| ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ መቐለ - ድሕሪ 100 መዓልታት ሓድሽ ከንቲባ፡ ወጥሪ ይዓርግ 🔵 “The VOATigrigna YT channel streams nightly shows at 10:00 PM(Eritrea Time) or 4:00PM(Ethiopia PM) featuring regional and international news and programs in Tigrigna. Listen to our VOATIgrigna podcast every day 10:00 PM(Eritrea Time) or 4:00PM(Ethiopia PM) » ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: https://bit.ly/3u1DtWs » ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: https://www.youtube.com/channel/VOATi... ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለምለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ:: ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ:: » ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና https://tigrigna.voanews.com » ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna » ኢንስታግራም / voatigrigna » ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::