У нас вы можете посмотреть бесплатно እቲ ናይ 10 ካልኢት ተኣምራዊ ምትንኻፍ ||መቀረት ሓዳር ዝምልሱ ሓሙሽተ ሓያላትን ቀለልትን ሜላታት или скачать в максимальном доступном качестве, видео которое было загружено на ютуб. Для загрузки выберите вариант из формы ниже:
Если кнопки скачивания не
загрузились
НАЖМИТЕ ЗДЕСЬ или обновите страницу
Если возникают проблемы со скачиванием видео, пожалуйста напишите в поддержку по адресу внизу
страницы.
Спасибо за использование сервиса ClipSaver.ru
መቀረት ሓዳር ክመልሱ ዝኽእሉ ሓሙሽተ ሓያላትን ቀለልትን ሜላታት ከካፍለኩም እየ-ነገራት ክሳብ ክንደይ ከቢድ ይኩኑ ብዘየገድስ። ካብ ኩሎም እታ ሓምሻይ ቴክኒክ/ሜላ ብዙሓት መጻምድቲ ፈፂሞም ዘይገብርዎ .. ነገር ግን እቲ ዝቐልጠፈ መቐረት ዘምፅእ ሜላ እዩ። ክሳብ መወዳእታ ምሳይ ፅንሑ። ሓደ ኻብዚ ሜላታት እዚ ንሓዳርካ ነጥበ መቐይሮ ኪኸውን ይኽእል እዩ።” 🌿 1️⃣ እቲ ናይ 10 ካልኢት ተኣምራዊ ምትንኻፍ — ዳግማይ ምህናጽ ስምዒታዊ ምትእስሳር “ምትንኻፍ ሓደ ካብቲ መጻምድቲ ሓዳር ውጥረት ምስ ዝፈጥር ቀዳሞት ዝስእንዎ ነገራት እዩ። ምትንኻፍ ግን ሓያል መሳርሒ እዩ። ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት፡ ዋላ ን10 ካልኢት ልኡም ኣካላዊ ምትንኻፍ ንኣእምሮና ከህድእ፡ ጸቕጢ ከጉድል፡ ክልተ ሰባት ድማ ከም ብሓድሽ ምትእስሳር ከም ዘለዎም ክስምዖም ከም ዝኽእል ይዛረቡ። 🌿 2️⃣ብንፁር ፅገማትካን ድልየታትካን ምዝርርብ “መብዛሕትኡ ኣብ ሓዳር ዘጋጥም ጸገማት ብሰንኪ ስእነት ፍቕሪ ኣይኰነን። ብሰንኪ ስእነት ንጹርነት ዝፍጠሩ እዮም። ብዙሓት መጻምድቲ እቲ ካልእ ሰብ/መፃምድቶም ከይነገርዎ ‘ድልየታተይ ክፈልጥ ኣለዎ’ ዝብል ግምት ኣለዎም፤ • እንታይ ከም ዝደልዩ • እንታይ ከም ዝስምዖም • እንታይ ከም ዝፅበዩ ። ነገር ግን ከምቲ ዝሓስብዎ ኣንባቢ ኣእምሮኦም ግን የለን። 🌿 3️⃣ ቀመር ምቁርነት 5 ን 1 — ንኣሽቱ ተግባራት፣ ዓበይቲ ውፅኢታት “ሓደ ፍሉጥ ናይ ዝምድና መጽናዕቲ መሳጢ ነገር ረኺቡ፤ ድልዱል ሓዳር ንነፍሲ ወከፍ ሓደ ኣሉታዊ ህሞት ሓሙሽተ ኣወንታዊ ምትእስሳር ኣለዎ። እዚ ማለት መቐረት ካብ ዓበይቲ ህያባት ወይ ክቡር ነገራት ዝመጽእ ኣይኮነን። ካብ ንኣሽቱ መዓልታዊ ተግባራት ዝመጽእ እዩ፤ • ‘የቐንየለይ’ ምባል • ፍሽኽታ ብምቕራብ • ንእሽቶ ናእዳ ብምሃብ • ኣብ ቀለልቲ ዕማማት ብምሕጋዝ • ሞሳ ብምርኣይ